መዲበ'የ ክስዕበካ
Lyrics
1 ክቡር ግዜ ንእስነተይ
ሃል ሃል ዝብል ውዑይ ሓይለይ
ብዘይ ተረፍ ምሉእ ፍቕረይ
እህበካ ኦ ኣምላኸይ
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
ንኣኻ ፍረ ኣእምሮይ
ንኣኻ ዙፋን ናይ ልበይ
ንኣኻ ኩሉ ፍቓደይ
ንኣኻ ጥራይ ኣምላኸይ
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
ኣይክእሎን'የ ኣነ በይነይ
ንኡስ ኢየ ድኹም ሓይለይ
ምርሓኒ ሒዝካ ብኢደይ
ክሳብ ዝውድእ መንገደይ
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
ኣይፈልጥን ናይ መጻኢ
ሓጎስ ይኹን ወይስ ጓሂ
እስዕበካ ኩሉ ግዜ
ናብ ትብለኒ ተኣሚነ
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
ዑቕባኻ'የ ኦ መድሓኒ
ብዘይካ'ኻ መን ኣሎኒ
ካብ ጸላኢ ሓልወኒ
ናባኻ'ውን ኣብጽሓኒ
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መዲበ'የ ክስዕበካ
Medibe eye ksebeka
VERSE 1
1 ክቡር ግዜ ንእስነተይ
ሃል ሃል ዝብል ውዑይ ሓይለይ
ብዘይ ተረፍ ምሉእ ፍቕረይ
እህበካ ኦ ኣምላኸይ
CHORUS
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
VERSE 2
ንኣኻ ፍረ ኣእምሮይ
ንኣኻ ዙፋን ናይ ልበይ
ንኣኻ ኩሉ ፍቓደይ
ንኣኻ ጥራይ ኣምላኸይ
CHORUS
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
VERSE 3
ኣይክእሎን'የ ኣነ በይነይ
ንኡስ ኢየ ድኹም ሓይለይ
ምርሓኒ ሒዝካ ብኢደይ
ክሳብ ዝውድእ መንገደይ
CHORUS
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
VERSE 4
ኣይፈልጥን ናይ መጻኢ
ሓጎስ ይኹን ወይስ ጓሂ
እስዕበካ ኩሉ ግዜ
ናብ ትብለኒ ተኣሚነ
CHORUS
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ
VERSE 5
ዑቕባኻ'የ ኦ መድሓኒ
ብዘይካ'ኻ መን ኣሎኒ
ካብ ጸላኢ ሓልወኒ
ናባኻ'ውን ኣብጽሓኒ
CHORUS
መዲበ'የ ክስዕበካ
ፈትየ'ሎኹ ክኸውን ናትካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ
ኣይምለሰን ፍጹም ኢለ

