Mezmursመድኅኒና ወረድ
Tigrigna
መድኅኒና ወረድ
ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ዉህበታዊ ተሓድሶ ኣሥመራዝተሓደሰ 74 መዛሙር
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
መድኃኒና ካብ ሰማይ ወረደ፡
ምእንታና ካብ ድንግል ተወልደ … … ሃሌ-ሉያ።
VERSE 2
ልዕሊ ሰማይ ዝነብር ዙፋኑ፡
ውሽጢ ቀላይ ዚርኢ ብዓይኑ … … ሃሌ-ሉያ።
VERSE 3
ክብሪ ኣዳም ስለ እተደምሰሰ፡
ብሓዲስ ሥጋና ለበሰ … …ሃሌ-ሉያ።
VERSE 4
ኣብ መንበሩ ማንም ዘይቀርቦ፡
ፍቅሪ ኣዳም ንኣምላኽ ሰሐቦ … …ሃሌ-ሉያ።
VERSE 5
ሰማያዊ ሰማይ ዝፈጠረ፡
ኣብ ቤተ-ልሔም መብልዕ ማል ኃደረ … … ሃሌ-ሉያ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መድኅኒና ወረድ
Medhanina werede
VERSE 1
መድኃኒና ካብ ሰማይ ወረደ፡
ምእንታና ካብ ድንግል ተወልደ … … ሃሌ-ሉያ።
VERSE 2
ልዕሊ ሰማይ ዝነብር ዙፋኑ፡
ውሽጢ ቀላይ ዚርኢ ብዓይኑ … … ሃሌ-ሉያ።
VERSE 3
ክብሪ ኣዳም ስለ እተደምሰሰ፡
ብሓዲስ ሥጋና ለበሰ … …ሃሌ-ሉያ።
VERSE 4
ኣብ መንበሩ ማንም ዘይቀርቦ፡
ፍቅሪ ኣዳም ንኣምላኽ ሰሐቦ … …ሃሌ-ሉያ።
VERSE 5
ሰማያዊ ሰማይ ዝፈጠረ፡
ኣብ ቤተ-ልሔም መብልዕ ማል ኃደረ … … ሃሌ-ሉያ።

