መደምደምታ ግበረሉ
Lyrics
መኻን ተባሂለ ብኣጋር ክነዓቅ
ቆልዓ ተባሂለ ብሳኦል ክሰሓቅ
ክሳብ መዓስ እዩ ኢየሱስ ጠምተኒ
ናይ ኩሉ ሽግረይ መፍትሒ ኩነኒ /2/
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ
ረዳእ ከም ዘይብለይ እናሓዘንኩ
ለይቲ ምስ መዓልቲ ንብዓት ተቀለብኩ
ዝተሰብረ ጎነይ ኢየሱስ ዘንነኒ
ብሓይሊ መንፈስካ ቁስለይ ስፈፈኒ/2/
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ
ሃማን መጻወድያ ከጻውደለይ
ደሊላ ቅሳነት ክትከልኦ ንሕይወተይ
ኣይትግደፈኒ ኢየሱሰይ ሕድርኻ
ኣይምለስን`የ ኣፍቂረ ንዓኻ /2/
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ
ኣብቲ ኣብ ጽምዋ ባድማ በረኻ
ሂወተይ ትጽበ ኣላ ንመንፈስካ
ከመስግነካ`የ ብሚካል እናተንዓቅኩ
ክዝምረልካ`የ እልል እናበልኩ /2/
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መደምደምታ ግበረሉ
Medemdemta Gberelu
VERSE 1
መኻን ተባሂለ ብኣጋር ክነዓቅ
ቆልዓ ተባሂለ ብሳኦል ክሰሓቅ
ክሳብ መዓስ እዩ ኢየሱስ ጠምተኒ
ናይ ኩሉ ሽግረይ መፍትሒ ኩነኒ /2/
CHORUS
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ
VERSE 2
ረዳእ ከም ዘይብለይ እናሓዘንኩ
ለይቲ ምስ መዓልቲ ንብዓት ተቀለብኩ
ዝተሰብረ ጎነይ ኢየሱስ ዘንነኒ
ብሓይሊ መንፈስካ ቁስለይ ስፈፈኒ/2/
CHORUS
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ
VERSE 3
ሃማን መጻወድያ ከጻውደለይ
ደሊላ ቅሳነት ክትከልኦ ንሕይወተይ
ኣይትግደፈኒ ኢየሱሰይ ሕድርኻ
ኣይምለስን`የ ኣፍቂረ ንዓኻ /2/
CHORUS
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ
VERSE 4
ኣብቲ ኣብ ጽምዋ ባድማ በረኻ
ሂወተይ ትጽበ ኣላ ንመንፈስካ
ከመስግነካ`የ ብሚካል እናተንዓቅኩ
ክዝምረልካ`የ እልል እናበልኩ /2/
CHORUS
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንሽግረይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንጭንቀተይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንድኻመይ
መደምደምታ ግበረሉ /2/ ንንብዓተይ