ማርያም ዑንቂ ባሕሪ
Lyrics
ማርያም ካብ ኩለን ዝከበርኪ
ርክሰት ኣልቦ ካብ ኩለን ንጽህቲ
ሰመያዊ ፍቅሪ ዝተወግአ ልብኪ
ተዋሂቢኪ ኣሎ ብልዑል ፈጣሪ (2)
ስለ ኩሉ እውን ትጽዕሪ
ንጥፋኣት እውን ክትመልሲ
ስለ ኩሉ እውን ትነብዒ
ንሓጥኣን ምስ ፈጣሪ ክትዓርቂ
ማርያም ዑንቂ ባሕሪ
ዝለበስኪ ዘልኣለም ክብሪ
የድንቀኪ ኣለኩ (2)
ማርያም ክበሪ ወትሩ ንበሪ
ኣማላድነትኪ ወትሩ ንጽውዕ
ስለ ፍቁር ወድኪ ደገ ንጸንዕ
ልብኪ ክፈቲ ኣውያትና ክሰምዕ
ጸጋ ኣልቢሱ መንፈስና ክጸንዕ (2)
ማርያም ካብ ኩለን ዝከበርኪ
ርክሰት ኣልቦ ካብ ኩለን ንጽህቲ
ሰመያዊ ፍቅሪ ዝተወግአ ልብኪ
ተዋሂቢኪ ኣሎ ብልዑል ፈጣሪ (2)
ስለ ኩሉ እውን ትጽዕሪ
ንጥፋኣት እውን ክትመልሲ
ስለ ኩሉ እውን ትነብዒ
ንሓጥኣን ምስ ፈጣሪ ክትዓርቂ
ማርያም ዑንቂ ባሕሪ
ዝለበስኪ ዘልኣለም ክብሪ
የድንቀኪ ኣለኩ (2)
ማርያም ክበሪ ወትሩ ንበሪ
ካብ ኩለን ደናግል ኣብሊጹ ሓረየኪ
ማሕደሩ ክትኮኒ ክቅድስና ቀብኣኪ
ኣብ ምድርን ሰማይን ንግስቲ ሸመኪ
ክብርን ውዳሴን ንዘልኣለም ንዓኪ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ማርያም ዑንቂ ባሕሪ
Maryam Unqi Bahri
CHORUS
ማርያም ካብ ኩለን ዝከበርኪ
ርክሰት ኣልቦ ካብ ኩለን ንጽህቲ
ሰመያዊ ፍቅሪ ዝተወግአ ልብኪ
ተዋሂቢኪ ኣሎ ብልዑል ፈጣሪ (2)
CHORUS
ስለ ኩሉ እውን ትጽዕሪ
ንጥፋኣት እውን ክትመልሲ
ስለ ኩሉ እውን ትነብዒ
ንሓጥኣን ምስ ፈጣሪ ክትዓርቂ
CHORUS
ማርያም ዑንቂ ባሕሪ
ዝለበስኪ ዘልኣለም ክብሪ
የድንቀኪ ኣለኩ (2)
ማርያም ክበሪ ወትሩ ንበሪ
VERSE 1
ኣማላድነትኪ ወትሩ ንጽውዕ
ስለ ፍቁር ወድኪ ደገ ንጸንዕ
ልብኪ ክፈቲ ኣውያትና ክሰምዕ
ጸጋ ኣልቢሱ መንፈስና ክጸንዕ (2)
CHORUS
ማርያም ካብ ኩለን ዝከበርኪ
ርክሰት ኣልቦ ካብ ኩለን ንጽህቲ
ሰመያዊ ፍቅሪ ዝተወግአ ልብኪ
ተዋሂቢኪ ኣሎ ብልዑል ፈጣሪ (2)
CHORUS
ስለ ኩሉ እውን ትጽዕሪ
ንጥፋኣት እውን ክትመልሲ
ስለ ኩሉ እውን ትነብዒ
ንሓጥኣን ምስ ፈጣሪ ክትዓርቂ
CHORUS
ማርያም ዑንቂ ባሕሪ
ዝለበስኪ ዘልኣለም ክብሪ
የድንቀኪ ኣለኩ (2)
ማርያም ክበሪ ወትሩ ንበሪ
VERSE 2
ካብ ኩለን ደናግል ኣብሊጹ ሓረየኪ
ማሕደሩ ክትኮኒ ክቅድስና ቀብኣኪ
ኣብ ምድርን ሰማይን ንግስቲ ሸመኪ
ክብርን ውዳሴን ንዘልኣለም ንዓኪ (2)