ለውጣ ለውጣ
Lyrics
ክሳብ መዓስ ኢየ ክነብር በዚ ሕይወት
ንኣኻ ምቍዋም ነፍሰይ ተሰለፈት፡
ክነብር ኣይደልን እናኃዘንኩ ንኣኻ
ሕይወተይ ለውጣ ጐይታይ ሓደራኻ።
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።
ሕይወተይ ይተሓደስ ይለውጥ ይቀየር
ኣነነተይ ጠፊኡ ክብርኻ ይመስክር፡
ልበይ'ውን ይሰበር ይርዓድ ናብ ቅድሜኻ፡
ኣብ ትሕቴኻ ይዓርፍ ክሓፍን ጸጋኻ።
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።
መንፈስካ ይርድኣኒ ሕይወት ንኽረክብ
ናይ ዓለም ነገራት ፍጹም ከይሓስብ፡
ኵሉ ጊዜ ናትካ ጽምኣት ክሓድረኒ
ኢየሱሰይ መድኅነይ ንዓ ለውጠኒ።
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።
ጊዜ ኣጥፍኣዮ ክርስትያን ብምምሳል
ዕድመይ ተፋሪቑ ብምትካል፡
ሕጁ ግን ይኣኽለኒ ናይ ኣፍ ክርስትያን
ኣንጉዐይ ኣፍሲሱ ነፍሰይ ዘማሰና።
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ለውጣ ለውጣ
Lewta lewta
VERSE 1
ክሳብ መዓስ ኢየ ክነብር በዚ ሕይወት
ንኣኻ ምቍዋም ነፍሰይ ተሰለፈት፡
ክነብር ኣይደልን እናኃዘንኩ ንኣኻ
ሕይወተይ ለውጣ ጐይታይ ሓደራኻ።
CHORUS
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።
VERSE 2
ሕይወተይ ይተሓደስ ይለውጥ ይቀየር
ኣነነተይ ጠፊኡ ክብርኻ ይመስክር፡
ልበይ'ውን ይሰበር ይርዓድ ናብ ቅድሜኻ፡
ኣብ ትሕቴኻ ይዓርፍ ክሓፍን ጸጋኻ።
CHORUS
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።
VERSE 3
መንፈስካ ይርድኣኒ ሕይወት ንኽረክብ
ናይ ዓለም ነገራት ፍጹም ከይሓስብ፡
ኵሉ ጊዜ ናትካ ጽምኣት ክሓድረኒ
ኢየሱሰይ መድኅነይ ንዓ ለውጠኒ።
CHORUS
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።
VERSE 4
ጊዜ ኣጥፍኣዮ ክርስትያን ብምምሳል
ዕድመይ ተፋሪቑ ብምትካል፡
ሕጁ ግን ይኣኽለኒ ናይ ኣፍ ክርስትያን
ኣንጉዐይ ኣፍሲሱ ነፍሰይ ዘማሰና።
CHORUS
ለውጣ ለውጣ ሕይወተይ ለውጣ ኦጐይታይ
ንኣኻ ከም እትመስል ግበራ ኢየሱስ ሕይወተይ።

