ክርስትያን ተዓጠቕ
Lyrics
ክርስትያን ተዓጠቕ ንጐይታ ኣመስግን
ልብኻ ምስ ኢድካ ናብ ኣምላኽካ ኣልዕል
መድኅን ተወሊዱ ቃል ብሥራት ንገር
ንእግዚኣብሔር ኣምላኽካ ኣመስግን ብመዝሙር።
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።
ኣስምዕ ድምጺ ኣዋጅ እተነግረ ብነብያት
ኢየሱስ ከምተወልደ ተራእዬም ንጓሶት
ተገልጸ ንዓለም፡ ኮነ ድኅነት ነሕዛብ
ዕልል በል ተሐጐስ፡ ኣበሥር ብሥራት።
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።
እቲ ቀዳማይ ኣዳም ሞተ ብኃጢኣቱ
ኣምላኽ ጸገወና ዘይውዳእ ምሕረቱ
ናይ ይቕሬታ ኣምላኽ ሓደ ወዱ ሃበና
ዓለም ትተሓጐስ መድኅን ተወልደልና።
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።
ዕርዲ ናይ ጸላኢ ብሥልጣን ሰባሪ
ብሩህ ኮኾብ ጽባሕ ንቓሉ መኽበሪ
እመን ንኽትድኅን ኢየሱስ ተወሊዱ
እዚ ጥራይ ኣይኮነን፡ ምእንታና ሞይቱ።
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክርስትያን ተዓጠቕ
Krstyan teateq
VERSE 1
ክርስትያን ተዓጠቕ ንጐይታ ኣመስግን
ልብኻ ምስ ኢድካ ናብ ኣምላኽካ ኣልዕል
መድኅን ተወሊዱ ቃል ብሥራት ንገር
ንእግዚኣብሔር ኣምላኽካ ኣመስግን ብመዝሙር።
CHORUS
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።
VERSE 2
ኣስምዕ ድምጺ ኣዋጅ እተነግረ ብነብያት
ኢየሱስ ከምተወልደ ተራእዬም ንጓሶት
ተገልጸ ንዓለም፡ ኮነ ድኅነት ነሕዛብ
ዕልል በል ተሐጐስ፡ ኣበሥር ብሥራት።
CHORUS
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።
VERSE 3
እቲ ቀዳማይ ኣዳም ሞተ ብኃጢኣቱ
ኣምላኽ ጸገወና ዘይውዳእ ምሕረቱ
ናይ ይቕሬታ ኣምላኽ ሓደ ወዱ ሃበና
ዓለም ትተሓጐስ መድኅን ተወልደልና።
CHORUS
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።
VERSE 4
ዕርዲ ናይ ጸላኢ ብሥልጣን ሰባሪ
ብሩህ ኮኾብ ጽባሕ ንቓሉ መኽበሪ
እመን ንኽትድኅን ኢየሱስ ተወሊዱ
እዚ ጥራይ ኣይኮነን፡ ምእንታና ሞይቱ።
CHORUS
ጥዑም ቃል ብሥራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ
ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ፡
ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ
ገና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ
ብምዱብ ጊዜ ግን መድኅና ተገልጸ።