ክርስትያን`የ ብተስፋ ዝነብር
Lyrics
ክርስትያን`የ ብተስፋ ዝነብር (2)
እንትርፎ ምስ ጎይታ ምስ ካልእ ዘይሓብር
ቃልካ`ዩ ሓይሊ ዝኾነኒ እወ ዝኾነኒ
ብመንፈስ ክብርትዕ ጸጋኻ ሃበኒ
ጸጋኻ ሃበኒ
ኣቦ ኣለኒ ዝሕልወኒ ኣቦ ኣለኒ ዝናብየኒ
ኣቦ ኣለኒ ዝሕብሕበኒ ኣቦ ኣለኒ ዝከናኸነኒ
ካብ ቃልካ`የ ዝተመሃርክዎ (2)
ግዜይ`ኳ እንተኸፍአስ መፈጸምታ`ለዎ
በቲ ንስኻ ሓይሊ ትህበኒ እወ ትህበኒ
ንጉዕዞይ ዛዚመ ቤትካ ከም ዝወርስ
እምንቶ ኣለኒ
ኣቦ ኣለኒ ዝሕልወኒ ኣቦ ኣለኒ ዝናብየኒ
ኣቦ ኣለኒ ዝሕብሕበኒ ኣቦ ኣለኒ ዝከናኸነኒ
ወትሩ ግዜ ክምስክረልካ`የ (2)
ትእዛዝካ እዩ`ሞ ኣይሓፍርን`የ ኣነ
ጎይታኻ ኣበይ`ሎ ንዝብሉኒ ነቶም ዘይኣመንቲ
ብተስፋኻ ብጽሓዮም ክኾኑ መስከርቲ
ናትካ ኣገልገልቲ
ኣቦ ኣለና ዝሕልወና ኣቦ ኣለና ዝናብየና
ኣቦ ኣለና ዝሕብሕበና ኣቦ ኣለና ዝከናኸነና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክርስትያን`የ ብተስፋ ዝነብር
Krstiyan btesfa znbr
VERSE 1
ክርስትያን`የ ብተስፋ ዝነብር (2)
እንትርፎ ምስ ጎይታ ምስ ካልእ ዘይሓብር
ቃልካ`ዩ ሓይሊ ዝኾነኒ እወ ዝኾነኒ
ብመንፈስ ክብርትዕ ጸጋኻ ሃበኒ
ጸጋኻ ሃበኒ
CHORUS
ኣቦ ኣለኒ ዝሕልወኒ ኣቦ ኣለኒ ዝናብየኒ
ኣቦ ኣለኒ ዝሕብሕበኒ ኣቦ ኣለኒ ዝከናኸነኒ
VERSE 2
ካብ ቃልካ`የ ዝተመሃርክዎ (2)
ግዜይ`ኳ እንተኸፍአስ መፈጸምታ`ለዎ
በቲ ንስኻ ሓይሊ ትህበኒ እወ ትህበኒ
ንጉዕዞይ ዛዚመ ቤትካ ከም ዝወርስ
እምንቶ ኣለኒ
CHORUS
ኣቦ ኣለኒ ዝሕልወኒ ኣቦ ኣለኒ ዝናብየኒ
ኣቦ ኣለኒ ዝሕብሕበኒ ኣቦ ኣለኒ ዝከናኸነኒ
VERSE 3
ወትሩ ግዜ ክምስክረልካ`የ (2)
ትእዛዝካ እዩ`ሞ ኣይሓፍርን`የ ኣነ
ጎይታኻ ኣበይ`ሎ ንዝብሉኒ ነቶም ዘይኣመንቲ
ብተስፋኻ ብጽሓዮም ክኾኑ መስከርቲ
ናትካ ኣገልገልቲ
CHORUS
ኣቦ ኣለና ዝሕልወና ኣቦ ኣለና ዝናብየና
ኣቦ ኣለና ዝሕብሕበና ኣቦ ኣለና ዝከናኸነና