ኮነኒ መርሃዊ
Lyrics
ሕሰመይ በዚሑ ሰማይ ምስ ዓረገ
ሕልናይ ኣዕሪበ ኣዝየ ተሳሒገ
ኩሉ ፈላጢየይ እናጓነየኒ
ህላዌ ቀቢጸ ሞት`ውን ተራእየኒ
ክበደይ ከፍኩስ ኮነኒ መርሃዊ
ማይ ህይወት ኣፍሲሱ ንነበልባል ሓዊ (2)
እቲ ሓያል ኣምላኽ ንዓይ ዝፈጠረ
መጺኡ ንሽግረይ ገበረሉ መብረ
ኣእዳዉ ዘርጊሑ በለኒ`ውን ተንስእ
ኣየፍቅድን`የ ፍጡረይ ክጠፍእ
ክበደይ ከፍኩስ ኮነኒ መርሃዊ
ማይ ህይወት ኣፍሲሱ ንነበልባል ሓዊ (2)
ብኡ ንብእኡ ወረደኒ ጽንዓት
ተዘርወ ከኣ ዝነበረኒ መዓት
ሽዑ ተገንዘብኩ ናይ ጎይታ ምዃነይ
ዘይጠልም እሙን እዩ `ቲ ኣምላኸይ
ክበደይ ከፍኩስ ኮነኒ መርሃዊ
ማይ ህይወት ኣፍሲሱ ንነበልባል ሓዊ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኮነኒ መርሃዊ
Koneni merhawi
VERSE 1
ሕሰመይ በዚሑ ሰማይ ምስ ዓረገ
ሕልናይ ኣዕሪበ ኣዝየ ተሳሒገ
ኩሉ ፈላጢየይ እናጓነየኒ
ህላዌ ቀቢጸ ሞት`ውን ተራእየኒ
CHORUS
ክበደይ ከፍኩስ ኮነኒ መርሃዊ
ማይ ህይወት ኣፍሲሱ ንነበልባል ሓዊ (2)
VERSE 2
እቲ ሓያል ኣምላኽ ንዓይ ዝፈጠረ
መጺኡ ንሽግረይ ገበረሉ መብረ
ኣእዳዉ ዘርጊሑ በለኒ`ውን ተንስእ
ኣየፍቅድን`የ ፍጡረይ ክጠፍእ
CHORUS
ክበደይ ከፍኩስ ኮነኒ መርሃዊ
ማይ ህይወት ኣፍሲሱ ንነበልባል ሓዊ (2)
VERSE 3
ብኡ ንብእኡ ወረደኒ ጽንዓት
ተዘርወ ከኣ ዝነበረኒ መዓት
ሽዑ ተገንዘብኩ ናይ ጎይታ ምዃነይ
ዘይጠልም እሙን እዩ `ቲ ኣምላኸይ
CHORUS
ክበደይ ከፍኩስ ኮነኒ መርሃዊ
ማይ ህይወት ኣፍሲሱ ንነበልባል ሓዊ (2)