ክምካሕ እየ
Lyrics
ብብዙሕ ሓካይም ገንዘበይ ወዳእኩ
ደመይ’ውን ገደደ ፈውሲ’ውን ሰኣንኩ
መድሕነይ ክመጽእ ምስርኣኹ
ክዳኑ ምትንካፍ መረጽኩ
ምሕረት ካብ ኢየሱስ ደሌኹ(2)
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ
ንነዊሕ ዓመታት እቲ ቓንዛይ በዚሑ
ብውሽጠይ ክርስቶስ ክረክብ መረጽኩ
ናብ ጎይታ ጸሎተይ’ውን ኣብጻሕኩ
ብማዕዶ ኢየሱስ ረኣኹ
ብእምነት’ውን ናብኡ ቀረብኩ(2)
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ
ብኢደይ በረኸት ናይ ኢየሱስ ሰረቅኩ
ብውሽጠይ ፈራሕኩ
ነብሰይ’ውን ረዓድኩ
ኣጆኺ ክብለኒ ቃል ሰማዕኩ
እምነተይ ኣዝዩ መሊኡ
ፈውሲ ብክርስቶስ ረኸብኩ(2)
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ
ክምካሕ ብኣኻ ክጽውዕ ንስምካ
ፍቕርኻን ሓልዮትካን ነብሰይ ክማርኻ
ፈጢርካኒ ብሰናይ ለውሃትካ
ተመስገን ንዓኻ ምርካበይ
ክውድስ ንምሉእ ዘመነይ(2)
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክምካሕ እየ
Kmkah eye
VERSE 1
ብብዙሕ ሓካይም ገንዘበይ ወዳእኩ
ደመይ’ውን ገደደ ፈውሲ’ውን ሰኣንኩ
መድሕነይ ክመጽእ ምስርኣኹ
ክዳኑ ምትንካፍ መረጽኩ
ምሕረት ካብ ኢየሱስ ደሌኹ(2)
CHORUS
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ
VERSE 2
ንነዊሕ ዓመታት እቲ ቓንዛይ በዚሑ
ብውሽጠይ ክርስቶስ ክረክብ መረጽኩ
ናብ ጎይታ ጸሎተይ’ውን ኣብጻሕኩ
ብማዕዶ ኢየሱስ ረኣኹ
ብእምነት’ውን ናብኡ ቀረብኩ(2)
CHORUS
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ
VERSE 3
ብኢደይ በረኸት ናይ ኢየሱስ ሰረቅኩ
ብውሽጠይ ፈራሕኩ
ነብሰይ’ውን ረዓድኩ
ኣጆኺ ክብለኒ ቃል ሰማዕኩ
እምነተይ ኣዝዩ መሊኡ
ፈውሲ ብክርስቶስ ረኸብኩ(2)
CHORUS
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ
VERSE 4
ክምካሕ ብኣኻ ክጽውዕ ንስምካ
ፍቕርኻን ሓልዮትካን ነብሰይ ክማርኻ
ፈጢርካኒ ብሰናይ ለውሃትካ
ተመስገን ንዓኻ ምርካበይ
ክውድስ ንምሉእ ዘመነይ(2)
CHORUS
ክምካሕ እየ ክምካሕ
ክምካሕ እየ ብኣኻ (2)
ስምካ ጸዊዐ ናባኻ ጠሚተ
ብኣኻ ኩሉ ክሰግሮ’የ

