ከመይ'ሉ ኮይኑልኪ
Lyrics
ነብያት ዝተነበይዎ ኣደናቒ ትንቢት
ነብሰይ ግን በጺሕክዮ እቲ ግሩም ግልጸት
ንኣዳም ዝተዋህቦ እቲ ህያው ተስፋ
ነፍሰይ ግን ኣርኪብክሉ ኣሎኪ ሓለፋ
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ንወዲ ኣምላኽ ክትርእዮ፡
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ቲ'ዘይቅረብ ብርሃን ክትቀርብዮ፡
ኦነፍሰይ ዕድለኛ ብሓጎስ ዘምሪ(2)
ሰማያት ዝነበረ እቲ ሕቡእ ምስጢር
ነብያት ክርእይዎ ዝበልዎ ሃረር
ጻድቃን ዝተጸበይዎ መዋእል ዘመናት
ነፍሰይ ግን ርኢኽዮ ክግለጽ’ቲ ህያው
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ንወዲ ኣምላኽ ክትርእዮ፡
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ቲ'ዘይቅረብ ብርሃን ክትቀርብዮ፡
ኦነፍሰይ ዕድለኛ ብሓጎስ ዘምሪ(2)
እቲ ዘቃጽል ጓህሪ ኣብ ከርሲ ድንግል ኣትዩ
ኣማኑኤል ኮይኑ ማእከልና ተረኺቡ
ቲ'ዘይቅረብ ብርሃን ጎይታ ኢየሱስ'ዩ
ግሩም ኣምላኽ ኢዩ መካር ንጉስ ኢዩ
እቲ ሰማያዊ ህጻን ኣብ መብልዕማል ተወሊዱ
ንጉስ ክኸውን’ዩ ንህዝቡ ክመርሕ’ዩ
እቲ ህያው ኣምላኽ እሙን’ዩ ንቃሉ
ንወስደና ኢዩ ክንከውን መዋርስቱ
ኦነፍሰይ ዕድለኛ ብሓጎስ ዘምሪ(2)
ኦነፍሰይ ዕድለኛ.... ኦነፍሰይ ዕድለኛ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ከመይ'ሉ ኮይኑልኪ
Kemey ilu koynulki
VERSE 1
ነብያት ዝተነበይዎ ኣደናቒ ትንቢት
ነብሰይ ግን በጺሕክዮ እቲ ግሩም ግልጸት
ንኣዳም ዝተዋህቦ እቲ ህያው ተስፋ
ነፍሰይ ግን ኣርኪብክሉ ኣሎኪ ሓለፋ
CHORUS
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ንወዲ ኣምላኽ ክትርእዮ፡
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ቲ'ዘይቅረብ ብርሃን ክትቀርብዮ፡
ኦነፍሰይ ዕድለኛ ብሓጎስ ዘምሪ(2)
VERSE 2
ሰማያት ዝነበረ እቲ ሕቡእ ምስጢር
ነብያት ክርእይዎ ዝበልዎ ሃረር
ጻድቃን ዝተጸበይዎ መዋእል ዘመናት
ነፍሰይ ግን ርኢኽዮ ክግለጽ’ቲ ህያው
CHORUS
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ንወዲ ኣምላኽ ክትርእዮ፡
ከመይ’ሉ ኮይኑልኪ ቲ'ዘይቅረብ ብርሃን ክትቀርብዮ፡
ኦነፍሰይ ዕድለኛ ብሓጎስ ዘምሪ(2)
VERSE 3
እቲ ዘቃጽል ጓህሪ ኣብ ከርሲ ድንግል ኣትዩ
ኣማኑኤል ኮይኑ ማእከልና ተረኺቡ
ቲ'ዘይቅረብ ብርሃን ጎይታ ኢየሱስ'ዩ
ግሩም ኣምላኽ ኢዩ መካር ንጉስ ኢዩ
እቲ ሰማያዊ ህጻን ኣብ መብልዕማል ተወሊዱ
ንጉስ ክኸውን’ዩ ንህዝቡ ክመርሕ’ዩ
እቲ ህያው ኣምላኽ እሙን’ዩ ንቃሉ
ንወስደና ኢዩ ክንከውን መዋርስቱ
ኦነፍሰይ ዕድለኛ ብሓጎስ ዘምሪ(2)
ኦነፍሰይ ዕድለኛ.... ኦነፍሰይ ዕድለኛ

