ከለኻኒ
Lyrics
እግዚኣብሔር ጸግዐይ`ዩ ጽቡቅ ዝሓስበለይ
እግዚኣብሔር ከውሐይ`ዩ መሰረት ሂወተይ /2/
ብእግዚኣብሔር ተኣሚነ ንእግዚኣብሔር ተወኪለ ፈጺመ ኣይሓፍርን
ብእግዚኣብሔር ተኣሚነ ንእግዚኣብሔር ተወኪለ ፈጺመ ኣይወድቅን
ኩሉ ክኸውን’ዩ ሰናይ ክገብሮ`ዩ /2/
ኣይጭነቅን ኣነ`ስ ብሽግር
ኣምላኸይ ኣሎኒ ንኹሉ ዝኽእል /2/
ጉድጓደይ ትመልኦ፣ ዱንኩለይ ሰጥ ተብሎ /2/
ከለኻኒ /3/ ናበየ ዝኸዶ ናበየ ዘብሎ /2/
ከም ደም`ኳ እንተቐሐ ኩሉ`ቲ ክፍኣተይ
ከም በረድ ዘጻዕዱ ፈቃር`ዩ ኣምላኸይ /2/
ንሱ መስፍን ሰላመይ ንሱ ጸግዒ ደጀነይ
ብምሕረቱ ደው ኢለ
ንሱ መስፍን ሰላመይ ንሱ ጸግዒ ደጀነይ
ብምሕረቱ ኣዕሪፈ
ኩሉ ክኸውን’ዩ ሰናይ ክገብሮ`ዩ /2/
ኣይጭነቅን ኣነ`ስ ብሽግር
ኣምላኸይ ኣሎኒ ንኹሉ ዝኽእል /2/
ጉድጓደይ ትመልኦ፣ ዱንኩለይ ሰጥ ተብሎ /2/
ከለኻኒ /3/ ናበየ ዝኸዶ ናበየ ዘብሎ /2/
ሂቡ ዘይከልእ ወሲዱ ዝመልስ
እምካሕ ብኢየሱስ ኣበሳ ዝሓድግ /2/
ሽግርና ይፈልጦ`ዩ ጎይታ
ጸገምና ክፈትሖ`ዩ ጎይታ
ንሕናስ የብልናን እንጭነቀሉ
ድሌትና ዘበለ`ስ ጎይታ ይፈልጦ`ዩ/2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ከለኻኒ
Kelekani
VERSE 1
እግዚኣብሔር ጸግዐይ`ዩ ጽቡቅ ዝሓስበለይ
እግዚኣብሔር ከውሐይ`ዩ መሰረት ሂወተይ /2/
ብእግዚኣብሔር ተኣሚነ ንእግዚኣብሔር ተወኪለ ፈጺመ ኣይሓፍርን
ብእግዚኣብሔር ተኣሚነ ንእግዚኣብሔር ተወኪለ ፈጺመ ኣይወድቅን
Chorus
ኩሉ ክኸውን’ዩ ሰናይ ክገብሮ`ዩ /2/
ኣይጭነቅን ኣነ`ስ ብሽግር
ኣምላኸይ ኣሎኒ ንኹሉ ዝኽእል /2/
ጉድጓደይ ትመልኦ፣ ዱንኩለይ ሰጥ ተብሎ /2/
ከለኻኒ /3/ ናበየ ዝኸዶ ናበየ ዘብሎ /2/
Verse
ከም ደም`ኳ እንተቐሐ ኩሉ`ቲ ክፍኣተይ
ከም በረድ ዘጻዕዱ ፈቃር`ዩ ኣምላኸይ /2/
ንሱ መስፍን ሰላመይ ንሱ ጸግዒ ደጀነይ
ብምሕረቱ ደው ኢለ
ንሱ መስፍን ሰላመይ ንሱ ጸግዒ ደጀነይ
ብምሕረቱ ኣዕሪፈ
Chorus
ኩሉ ክኸውን’ዩ ሰናይ ክገብሮ`ዩ /2/
ኣይጭነቅን ኣነ`ስ ብሽግር
ኣምላኸይ ኣሎኒ ንኹሉ ዝኽእል /2/
ጉድጓደይ ትመልኦ፣ ዱንኩለይ ሰጥ ተብሎ /2/
ከለኻኒ /3/ ናበየ ዝኸዶ ናበየ ዘብሎ /2/
Verse
ሂቡ ዘይከልእ ወሲዱ ዝመልስ
እምካሕ ብኢየሱስ ኣበሳ ዝሓድግ /2/
ሽግርና ይፈልጦ`ዩ ጎይታ
ጸገምና ክፈትሖ`ዩ ጎይታ
ንሕናስ የብልናን እንጭነቀሉ
ድሌትና ዘበለ`ስ ጎይታ ይፈልጦ`ዩ/2/