ከኣሊ ኩሉ
Lyrics
ንህዝብኻ ባሕሪ ከፊልካ
ካብ ባርነት ግብጺ ዘድሓንካ
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
ንዕዉራት እተርኢ
ንሕሙማት እተሕዊ
ንስኻ እንዲኻ መርሃዊ
ንስኻ እንዲኻ መሕየዊ
ንስኻ እንዲኻ መርሃዊ
ንስኻ እንዲኻ መሕየዊ
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
ንንፋሳት እትእዝዝ
ንማዕበላት እተህድእ
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
ኣብ ልዕሊ ነገስታት
ኣብ ልዕሊ ልዑላት
ንስኻ እንዲኻ ልዑል ልዕሊ ኩሉ ልዑል
ንስኻ እንዲኻ ክቡር ልዕሊ ኩሉ ክቡር
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ከኣሊ ኩሉ
Keali kulu
VERSE 1
ንህዝብኻ ባሕሪ ከፊልካ
ካብ ባርነት ግብጺ ዘድሓንካ
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
CHORUS
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
VERSE 2
ንዕዉራት እተርኢ
ንሕሙማት እተሕዊ
ንስኻ እንዲኻ መርሃዊ
ንስኻ እንዲኻ መሕየዊ
ንስኻ እንዲኻ መርሃዊ
ንስኻ እንዲኻ መሕየዊ
CHORUS
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
VERSE 3
ንንፋሳት እትእዝዝ
ንማዕበላት እተህድእ
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
ንስኻ እንዲኻ ሓያል
ንስኻ እንዲኻ ፈቃር
CHORUS
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
VERSE 4
ኣብ ልዕሊ ነገስታት
ኣብ ልዕሊ ልዑላት
ንስኻ እንዲኻ ልዑል ልዕሊ ኩሉ ልዑል
ንስኻ እንዲኻ ክቡር ልዕሊ ኩሉ ክቡር
CHORUS
እንታይ ይሰኣነካ እንታይ`ከ የድልየካ
ከኣሊ ኩሉ እግዝ/ር እንታይ ይሰኣነካ
እንታይ`ከ የድልየካ ኩሉ እንድዩ ብትእዛዝካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ
መን እዩ`ኸ ዝሕግዘካ ጎይታ`የ ኣብ ተግባራትካ