ክባርኾ ስምካ
Lyrics
ሓለፋ ዘለላ ወይኒ ፡ ጥዒሙኒ ፍቕርኻ
ንዓይ ንባርያኻ ፡ ሰናይ ዝልማድካ
ጎይታ ዕልል (3) ክብለልካ'የ
ይታ ዕልል ዕልል ክብለልካ
ጎይታ ዕልል (3) ክብለልካ'የ
ክባርኾ ስምካ (ክዝምር ንስምካ) 2
ሓለፋ ዘለላ ወይኒ ፡ ጥዒሙኒ ፍቕርኻ
ንዓይ ንባርያኻ ፡ ሰናይ ዝልማድካ
ካብቲ ጉድጓድ ጥፍኣት ንነፍሰይ ፤ ካብቲ ረግረግ ጸብሪ
ኣአጋረይ ኣብ ከውሒ ኣቚምካ ፤ ኣብ ናይ ዝፋን ክብሪ
ሓዲስ መዝሙር ምስጋና ፤ ኣብ ኣፈይ ኣንቢርካ
ጎይታየ ክዝምር ክዕልል'የ ነቲ ክቡር ስምካ
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ
ጎይታ እየሱስ ዕልል ክብለልካ
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ ክባርኾ ስምካ
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ
ጎይታ እየሱስ ዕልል ክብለልካ
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ ክዝምር ንስምካ
መዝሙር ናይ ምስጋና ክዝምረልካ ብዓውታ
ብድምጺ መለኸት ፡ ብኣውታር እምብልታ } 2
እኽሎምን ወይኖምን ምስ በዝሐ ከምዝሕጎስዎ
ኣብሊጽካ ኣዕዚዝካ ውሽጢ ልበይ ፡ ሓጎስ መሊእካዮ
ስለዚ ምስጋናይ ከቕርቦ ኣብ ኣጸድ መቕደስካ
ብእልልታ ክቓኒ ጎይታየ ክዝምር ንስምካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክባርኾ ስምካ
Kbarko smka
CHORUS
ሓለፋ ዘለላ ወይኒ ፡ ጥዒሙኒ ፍቕርኻ
ንዓይ ንባርያኻ ፡ ሰናይ ዝልማድካ
VERSE 1
ጎይታ ዕልል (3) ክብለልካ'የ
ይታ ዕልል ዕልል ክብለልካ
ጎይታ ዕልል (3) ክብለልካ'የ
ክባርኾ ስምካ (ክዝምር ንስምካ) 2
CHORUS
ሓለፋ ዘለላ ወይኒ ፡ ጥዒሙኒ ፍቕርኻ
ንዓይ ንባርያኻ ፡ ሰናይ ዝልማድካ
VERSE 2
ካብቲ ጉድጓድ ጥፍኣት ንነፍሰይ ፤ ካብቲ ረግረግ ጸብሪ
ኣአጋረይ ኣብ ከውሒ ኣቚምካ ፤ ኣብ ናይ ዝፋን ክብሪ
ሓዲስ መዝሙር ምስጋና ፤ ኣብ ኣፈይ ኣንቢርካ
ጎይታየ ክዝምር ክዕልል'የ ነቲ ክቡር ስምካ
CHORUS
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ
ጎይታ እየሱስ ዕልል ክብለልካ
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ ክባርኾ ስምካ
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ
ጎይታ እየሱስ ዕልል ክብለልካ
ጎይታ እየሱስ ዕልል (2) ክብለልካየ ክዝምር ንስምካ
VERSE 3
መዝሙር ናይ ምስጋና ክዝምረልካ ብዓውታ
ብድምጺ መለኸት ፡ ብኣውታር እምብልታ } 2
VERSE 4
እኽሎምን ወይኖምን ምስ በዝሐ ከምዝሕጎስዎ
ኣብሊጽካ ኣዕዚዝካ ውሽጢ ልበይ ፡ ሓጎስ መሊእካዮ
ስለዚ ምስጋናይ ከቕርቦ ኣብ ኣጸድ መቕደስካ
ብእልልታ ክቓኒ ጎይታየ ክዝምር ንስምካ