ካበይ ናበይ
Lyrics
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ካበይ'ዩ ከ መበገሲና
ናበይ’ዩ ከ ጉዑዞ ሂወትና
ኣሕዋትና ኣይንዓሹ ንሓዝ ኣምላኽና
ደጊም ሕጂስ ይኣኽለና
ኣሕዋትና ኣይንዓሹ ንሓዝ ኣምላኽና
ደጊም ሕጂስ ይኣኽለና
ኣሕዋት ንመለስ ናብ ኣምላኽና እወ ናብ ኣምላኽና (2)
ይቅሬታ ንሕተት ተደፊእና እወ ተደፊእና
ናብ ጎይታ ንቅረብ ተሓዲስና እወ ተሓዲስና
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ (2)
ካብ ኦም ሂወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላክና (2)
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ (2)
ካብ ኦም ሂወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላክና (2)
እስከ ንዘክር ጉዕዞ ኣምላኽና እወ ጉዕዞ እምላኽና (2)
ካብ ላዕላይ ሰማይ ናብዛ ዓለም እወ ናብዛ ዓለም
መስቀልና ጸይሩ ፍቅሩ ኣርእዩ እወ ዘድሓነና
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ቅዱስ መጽሓፍ'ዩ ህያብ ኣምላኽና
መበገሲና ምዕራፍ ጉዕዞና
ኣሕዋት ኣይንዓሹ ንሓዝ ቃል ኣምላኽና
ቃሉ ኢዩ ሕይወት ንዓና
ኣሕዋት ኣይንዓሹ ንሓዝ ቃል ኣምላኽና
ቃሉ ኢዩ ሕይወት ንዓና
ቅዱስ መጽሓፍ ህያብ ኣምላኽና እወ ህያብ ኣምላኽና
መበገሲና ምዕራፍ ጉዕዞና እወ ምዕራፍ ጉዕዞና
ናብ ጎይታ ንቕረብ ሂወት ለቢስና ሕጂስ ይኣኽለና
ናብ ጎይታ ንቕረብ ሂወት ለቢስና ሕጂስ ይኣክለና
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ካብ ኦም ሕይወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላኽና
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ካብ ኦም ሕይወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላኽና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ካበይ ናበይ
Kabey Nabey
Chorus
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ካበይ'ዩ ከ መበገሲና
ናበይ’ዩ ከ ጉዑዞ ሂወትና
ኣሕዋትና ኣይንዓሹ ንሓዝ ኣምላኽና
ደጊም ሕጂስ ይኣኽለና
ኣሕዋትና ኣይንዓሹ ንሓዝ ኣምላኽና
ደጊም ሕጂስ ይኣኽለና
Verse 1
ኣሕዋት ንመለስ ናብ ኣምላኽና እወ ናብ ኣምላኽና (2)
ይቅሬታ ንሕተት ተደፊእና እወ ተደፊእና
ናብ ጎይታ ንቅረብ ተሓዲስና እወ ተሓዲስና
Chorus
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ (2)
ካብ ኦም ሂወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላክና (2)
Chorus (copy)
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ (2)
ካብ ኦም ሂወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላክና (2)
Verse 2
እስከ ንዘክር ጉዕዞ ኣምላኽና እወ ጉዕዞ እምላኽና (2)
ካብ ላዕላይ ሰማይ ናብዛ ዓለም እወ ናብዛ ዓለም
መስቀልና ጸይሩ ፍቅሩ ኣርእዩ እወ ዘድሓነና
Chorus
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ቅዱስ መጽሓፍ'ዩ ህያብ ኣምላኽና
መበገሲና ምዕራፍ ጉዕዞና
ኣሕዋት ኣይንዓሹ ንሓዝ ቃል ኣምላኽና
ቃሉ ኢዩ ሕይወት ንዓና
ኣሕዋት ኣይንዓሹ ንሓዝ ቃል ኣምላኽና
ቃሉ ኢዩ ሕይወት ንዓና
Verse 3
ቅዱስ መጽሓፍ ህያብ ኣምላኽና እወ ህያብ ኣምላኽና
መበገሲና ምዕራፍ ጉዕዞና እወ ምዕራፍ ጉዕዞና
ናብ ጎይታ ንቕረብ ሂወት ለቢስና ሕጂስ ይኣኽለና
ናብ ጎይታ ንቕረብ ሂወት ለቢስና ሕጂስ ይኣክለና
Chorus
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ካብ ኦም ሕይወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላኽና
Chorus (copy)
ካበይ ናበይ እቲ ጉዕዞይ ናበይ /2/
ካብ ኦም ሕይወት ትንፋስ ዘሪእና
ናይ ዘልኣላም እምባ ደይብና
ኣሕዋት ቤት ኣሎና ቤት ኣምላኽና

