እጽበየካ ኣለኹ
Lyrics
ምምጻእካ ፈሊጠ እናተጸበኹኻ
ኣዒንተይ አቋምት ንቕድሚ ዙፋንካ
ኣብራኸይ ዓጺፈ ንሰኸመይ ኣራጊፈ
ቀቅድመኻ ሓሊፈ እጽበየካ
ንብዓት ኣዒንተይ ገይረ ይሓጽቦ እግርኻ
ንብዓት ኣዒንተይ ገይረ ይሓጽቦ እግርኻ
ከም ብዝሒ ምሕረትካ እምበር
ከም ብዝሒ ሓጢኣተይ
ከም ብዝሒ ክፍኣተይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ
ምዕጉርተይ ጠልቅዩ ንብዓተይ ምስ ደረቐ
ሓዲሽ ሰብ ምስ ኮንኩ ተስፋይ ዝደመቐ
ንሞተይ ዝተሓስበ ብሕረትካ ተኸበ
ብግብሩም ምስ ሓፈሩ ተሰወሩ
ምሳኻ ተሪፈ ጾረይ ኣራጊፈ
ምሳኻ ተሪፈ ጾረይ ኣራጊፈ
ከም ብዝሒ ምሕረትካ እምበር
ከም ብዝሒ ሓጢኣተይ
ከም ብዝሒ ክፍኣተይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እጽበየካ ኣለኹ
Itsbeyeka Aleku
VERSE 1
ምምጻእካ ፈሊጠ እናተጸበኹኻ
ኣዒንተይ አቋምት ንቕድሚ ዙፋንካ
ኣብራኸይ ዓጺፈ ንሰኸመይ ኣራጊፈ
ቀቅድመኻ ሓሊፈ እጽበየካ
ንብዓት ኣዒንተይ ገይረ ይሓጽቦ እግርኻ
ንብዓት ኣዒንተይ ገይረ ይሓጽቦ እግርኻ
CHORUS
ከም ብዝሒ ምሕረትካ እምበር
ከም ብዝሒ ሓጢኣተይ
ከም ብዝሒ ክፍኣተይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ
VERSE 2
ምዕጉርተይ ጠልቅዩ ንብዓተይ ምስ ደረቐ
ሓዲሽ ሰብ ምስ ኮንኩ ተስፋይ ዝደመቐ
ንሞተይ ዝተሓስበ ብሕረትካ ተኸበ
ብግብሩም ምስ ሓፈሩ ተሰወሩ
ምሳኻ ተሪፈ ጾረይ ኣራጊፈ
ምሳኻ ተሪፈ ጾረይ ኣራጊፈ
CHORUS
ከም ብዝሒ ምሕረትካ እምበር
ከም ብዝሒ ሓጢኣተይ
ከም ብዝሒ ክፍኣተይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ
ኣይወጾን'የ ኣነስ ብግብረይ
ብጸጋኻ እምበር ዘበት ብሓይለይ

