Mezmursህዝበይ
TigrignaAudio
ህዝበይ
መዘምራን ማሕበር ሰላም ወሠናይ ደብረ ቅ. ኣንጦንዮስ ከረንሰላም ኢየሱስ`ዩ
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
እንርኣዩ ከም ዘይርኣዩ
እንሰምዑ ከም ዘይሰምዑ
ኣዒንቲ ኣለዎም ኣይርእዩን
ኣእዛን ኣለዎም ግን ኣይሰምዑን
CHORUS
ህዝበይ ህዝበይ፡
እግዝኣብሄር ይብል ኣስተውዕል
VERSE 2
ስርዓት እግዚኣብሔር እናኣፍረሱ
እናዘመዉ እናኣርከሱ
ኣብ ቤት ኣምላኽ እናደልሃጹ
ንቤት ኣምላኽ ቤት ጣኦት ገበሩ
CHORUS
ህዝበይ ህዝበይ፡
እግዝኣብሄር ይብል ኣስተውዕል
VERSE 3
ብስም እግዚኣብሔር እናኣባጨዉ
እናመሓሉ እናጠሓሉ
እናዘረፉ እናዓመጹ
ንቃል ኣምላኽ ቃል ሸቐጥ ገበሩ
CHORUS
ህዝበይ ህዝበይ፡
እግዝኣብሄር ይብል ኣስተውዕል
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ህዝበይ
Hzbey
VERSE 1
እንርኣዩ ከም ዘይርኣዩ
እንሰምዑ ከም ዘይሰምዑ
ኣዒንቲ ኣለዎም ኣይርእዩን
ኣእዛን ኣለዎም ግን ኣይሰምዑን
CHORUS
ህዝበይ ህዝበይ፡
እግዝኣብሄር ይብል ኣስተውዕል
VERSE 2
ስርዓት እግዚኣብሔር እናኣፍረሱ
እናዘመዉ እናኣርከሱ
ኣብ ቤት ኣምላኽ እናደልሃጹ
ንቤት ኣምላኽ ቤት ጣኦት ገበሩ
CHORUS
ህዝበይ ህዝበይ፡
እግዝኣብሄር ይብል ኣስተውዕል
VERSE 3
ብስም እግዚኣብሔር እናኣባጨዉ
እናመሓሉ እናጠሓሉ
እናዘረፉ እናዓመጹ
ንቃል ኣምላኽ ቃል ሸቐጥ ገበሩ
CHORUS
ህዝበይ ህዝበይ፡
እግዝኣብሄር ይብል ኣስተውዕል

