ሕይወትካ ወፊኻ ዓዲግካና
Lyrics
ንዓና ክሳብ ክንድዚ ኣምላኽ ኣኽበረና
ሓጥያት ክነስና ንሱ ሓጥያት ኮነልና
ኣብ ኣቦ ክርኣየልና
ኣብታ ብኢድ ዘይተገብረት መቕደስ ኣተወልና።
ሕይወትካ ወፊኻ ደምካ'ውን ኣፍሲስካ
ዓዲግካና ኢኻሞ ኢየሱስ
ክብሪ ንስምካ (2) እነሆ ንሰግደልካ።
ኣብርሃም ንይስሃቕ ክስውእ ዝግባእ
እግዚኣብሔር ኣብ ክንድኡ በጊዕ ኣወፈየሉ
ንሕና ክንመውት ዝግባእ
ኢየሱስ ኣብ ክንዳና ንሞት ሓለፈልና።
ሕይወትካ ወፊኻ ደምካ'ውን ኣፍሲስካ
ዓዲግካና ኢኻሞ ኢየሱስ
ክብሪ ንስምካ (2) እነሆ ንሰግደልካ።
ድያብሎስ ክሓሕየናን ክፈላልየናን
ፈተነ ጸዓረ ብዙሕ ኣጭበርበረ
ግናኸ ኣይተፈላለናን
ኢየሱስ ኣብ ክንዳና ነቦ ለመነልና።
ሕይወትካ ወፊኻ ደምካ'ውን ኣፍሲስካ
ዓዲግካና ኢኻሞ ኢየሱስ
ክብሪ ንስምካ (2) እነሆ ንሰግደልካ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕይወትካ ወፊኻ ዓዲግካና
Hywetka wefika adigkana
VERSE 1
ንዓና ክሳብ ክንድዚ ኣምላኽ ኣኽበረና
ሓጥያት ክነስና ንሱ ሓጥያት ኮነልና
ኣብ ኣቦ ክርኣየልና
ኣብታ ብኢድ ዘይተገብረት መቕደስ ኣተወልና።
CHORUS
ሕይወትካ ወፊኻ ደምካ'ውን ኣፍሲስካ
ዓዲግካና ኢኻሞ ኢየሱስ
ክብሪ ንስምካ (2) እነሆ ንሰግደልካ።
VERSE 2
ኣብርሃም ንይስሃቕ ክስውእ ዝግባእ
እግዚኣብሔር ኣብ ክንድኡ በጊዕ ኣወፈየሉ
ንሕና ክንመውት ዝግባእ
ኢየሱስ ኣብ ክንዳና ንሞት ሓለፈልና።
CHORUS
ሕይወትካ ወፊኻ ደምካ'ውን ኣፍሲስካ
ዓዲግካና ኢኻሞ ኢየሱስ
ክብሪ ንስምካ (2) እነሆ ንሰግደልካ።
VERSE 3
ድያብሎስ ክሓሕየናን ክፈላልየናን
ፈተነ ጸዓረ ብዙሕ ኣጭበርበረ
ግናኸ ኣይተፈላለናን
ኢየሱስ ኣብ ክንዳና ነቦ ለመነልና።
CHORUS
ሕይወትካ ወፊኻ ደምካ'ውን ኣፍሲስካ
ዓዲግካና ኢኻሞ ኢየሱስ
ክብሪ ንስምካ (2) እነሆ ንሰግደልካ።

