ሕያዋን ክትኮኑ
Lyrics
ኣዕጽምቲ ንዝመልኦ ጐልጐል
ክንርኢ ትንፋስ ክገብረሎም
ወዲሰብ ፍጹም ዘይሓስቦ
ሕያዋን ድማ ክገብሮም።
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።
መቃብርኩም ክኸፈተልኩም
ብሰላም እውን ክውጽኣኩም
ካብ ሃገራት ክኣኻኽበኩም
ሃገርኩም እስራኤል ከእትወኩም።
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።
ጽሩይ ማይ ክነጽገልኩም
ክብ ኩሉ ርክሰት ከንጽሃኩም
ሓድሽ ልቢ ክህበኩም
መንፈሰይ ድማ ክመልኣኩም።
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።
ንመንፈሰይ ከሕድረልኩም
ብትእዛዘይ ከመላልሰኩም
ህዝበይ ክገብረኩም
ኣነ'ውን ኣምላኽ ክኾነኩም።
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕያዋን ክትኮኑ
Hyawan ktkonu
VERSE 1
ኣዕጽምቲ ንዝመልኦ ጐልጐል
ክንርኢ ትንፋስ ክገብረሎም
ወዲሰብ ፍጹም ዘይሓስቦ
ሕያዋን ድማ ክገብሮም።
CHORUS
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።
VERSE 2
መቃብርኩም ክኸፈተልኩም
ብሰላም እውን ክውጽኣኩም
ካብ ሃገራት ክኣኻኽበኩም
ሃገርኩም እስራኤል ከእትወኩም።
CHORUS
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።
VERSE 3
ጽሩይ ማይ ክነጽገልኩም
ክብ ኩሉ ርክሰት ከንጽሃኩም
ሓድሽ ልቢ ክህበኩም
መንፈሰይ ድማ ክመልኣኩም።
CHORUS
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።
VERSE 4
ንመንፈሰይ ከሕድረልኩም
ብትእዛዘይ ከመላልሰኩም
ህዝበይ ክገብረኩም
ኣነ'ውን ኣምላኽ ክኾነኩም።
CHORUS
እንሆ ትንፋስ ከእትወልኩም
ስጋ ክገብረልኩም
ጅማውቲ ከንብረልኩም'የ
ኣምላኽኩም ምዃነይ
ክትፈልጡ ድማ ኢኹም።

