ሕፃን ተወሊዱ
Lyrics
ማርያም ድንግል እያ ኣዲኡ-ኣዲኡ፡
ግና ወዲ ናይ ሰማይ ንጉሥ።
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡
መድኃኒ ሎሚ ረኺብና፡ ረኺብና፡
ምስኡ ስዕረት ዝሃበና፡ ሃሌ-ሉሃ።
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡
መላእኽቲ ከም ዝዘመሩ ዘምሩ፡
ከምኡ ስብሓት ንኣብ፡ ንኣኡ፡ ሃሌ-ሉያ።
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡
ክብሪ ንኣምላኽና፡ ንኣምላኽና፡
ሰላም ከኣ ኣብ ምድርና፡ ሃሌሉያ።
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕፃን ተወሊዱ
Htsan tewelidu
VERSE 1
ማርያም ድንግል እያ ኣዲኡ-ኣዲኡ፡
ግና ወዲ ናይ ሰማይ ንጉሥ።
CHORUS
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡
VERSE 2
መድኃኒ ሎሚ ረኺብና፡ ረኺብና፡
ምስኡ ስዕረት ዝሃበና፡ ሃሌ-ሉሃ።
CHORUS
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡
VERSE 3
መላእኽቲ ከም ዝዘመሩ ዘምሩ፡
ከምኡ ስብሓት ንኣብ፡ ንኣኡ፡ ሃሌ-ሉያ።
CHORUS
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡
VERSE 4
ክብሪ ንኣምላኽና፡ ንኣምላኽና፡
ሰላም ከኣ ኣብ ምድርና፡ ሃሌሉያ።
CHORUS
ሕፃን ተወልዱ ኣብ ቤተ-ሊሔም ኣብ ቤተ-ልሔም፡
ተሓጐሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ-ሉያ፡

