ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
Lyrics
መንፈሳዊ ሓኪም ፈውሲ ንሕማመይ
ዝተሰብረ መንፈሰይ ንስኻ ትጽግነለይ
ብኣማላድነካ ትድግፍ ንነብሰይ
ለዋህ ደንጋጺ ኣቦ ሕይወተይ
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር
ኦ ለዋህ ደንጋጺ ርሕርሕ ሕልና
ረዳኢ ብዱላት ሓጋዚ ጽኑቓት
ኣድሕነኒ ካብ`ቲ ናይ መንፈስ ትኽስታ
ነቒሐ ከገልግል ብንጹሕ ሕልና
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር
ንዓኻ ዝምሕጸን ዝሓፈረ የለን
ሓገዝካ ዝልምን ከቶ ኣይስእንን
ንስኻ ጸግዕና ክትከውን ዝገብር
ንዘልዓለም ይንገስ ይመስገን እግዚኣብሔር
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር
ክበር ኩሉ ግዜ ኦ ቅ. ኣንጦንዮስ
ወትሩ ምስ ጸለኻ ሓጢኣትና ክድምሰስ
ብጹኑዕ ተነድቀ ዘይፈርስ ድልድል
ብቀልል ዘይንቕነቕ ብናይ ሰይጣን ተንኮል
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
Hruy begziabhier
VERSE 1
መንፈሳዊ ሓኪም ፈውሲ ንሕማመይ
ዝተሰብረ መንፈሰይ ንስኻ ትጽግነለይ
ብኣማላድነካ ትድግፍ ንነብሰይ
ለዋህ ደንጋጺ ኣቦ ሕይወተይ
CHORUS
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር
VERSE 2
ኦ ለዋህ ደንጋጺ ርሕርሕ ሕልና
ረዳኢ ብዱላት ሓጋዚ ጽኑቓት
ኣድሕነኒ ካብ`ቲ ናይ መንፈስ ትኽስታ
ነቒሐ ከገልግል ብንጹሕ ሕልና
CHORUS
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር
VERSE 3
ንዓኻ ዝምሕጸን ዝሓፈረ የለን
ሓገዝካ ዝልምን ከቶ ኣይስእንን
ንስኻ ጸግዕና ክትከውን ዝገብር
ንዘልዓለም ይንገስ ይመስገን እግዚኣብሔር
CHORUS
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር
VERSE 4
ክበር ኩሉ ግዜ ኦ ቅ. ኣንጦንዮስ
ወትሩ ምስ ጸለኻ ሓጢኣትና ክድምሰስ
ብጹኑዕ ተነድቀ ዘይፈርስ ድልድል
ብቀልል ዘይንቕነቕ ብናይ ሰይጣን ተንኮል
CHORUS
ኣማላድነትካ ናትካ እደሊ ኣለኹ
ንድሕነተይ’ሲ ሓገዝካ እደሊ ኣለኹ ቅዱስ ኣንጦንዮስ
ዓቢ መምህር ወንጌል፡ ሕሩይ ብእግዚኣብሔር
ንፍቕሪ ሓልዮትን፡ ብግብሪ ትምህር