Mezmursሕልናይ
Tigrigna
ሕልናይ
ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ዉህበታዊ ተሓድሶ ኣሥመራዝተሓደሰ 74 መዛሙር
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
ተራድኣኒ ባዕልኻ
ኪኸውን መዋርስትኻ፡
ኣይትጥለም ሓደራኻ
ክፍጽም መብጸዓኻ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)
VERSE 2
ሚዛኑ ክለል'ዮ
እቲ ምኽሩ ኪመምዮ፡
ሕማቕ ኣመሉ ገዲፍዮ
ናባኻ መሊሰዮ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)
VERSE 3
መንገድኻ ኪፈልጦ
ንዕቤተይ ክልውጦ፡
ንሕልናይ ጠምቶ
ናባኻ ገልብጦ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)
VERSE 4
እቲ ቃልካ ክምስክሮ
ነኅዋተይ ከበስሮ፡
እቲ መስቀለይ ክጾሮ
ንሕልናይ እሰሮ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕልናይ
Hlnay
VERSE 1
ተራድኣኒ ባዕልኻ
ኪኸውን መዋርስትኻ፡
ኣይትጥለም ሓደራኻ
ክፍጽም መብጸዓኻ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)
VERSE 2
ሚዛኑ ክለል'ዮ
እቲ ምኽሩ ኪመምዮ፡
ሕማቕ ኣመሉ ገዲፍዮ
ናባኻ መሊሰዮ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)
VERSE 3
መንገድኻ ኪፈልጦ
ንዕቤተይ ክልውጦ፡
ንሕልናይ ጠምቶ
ናባኻ ገልብጦ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)
VERSE 4
እቲ ቃልካ ክምስክሮ
ነኅዋተይ ከበስሮ፡
እቲ መስቀለይ ክጾሮ
ንሕልናይ እሰሮ።
CHORUS
ሕልናይ (2) ወይ ሕልናይ ኣብርሃለይ (2)

