ሕያዋይ ጓሳ
Lyrics
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
ሕያዋይ ጓሳ ኢየሱስ በይንኻ
ዕሸል ሕይወተይ ምራሕ ሕድርኻ
ሓደራ ይብለካ ኵሉ መንገደይ
ብመንፈስ ቅዱስ ምላእ ሕይወተይ።
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
በትርን ምርኩስን ኩነኒ ኢኻ
ተግሳጽ ክቕበል ከምኡ'ውን ጸጋኻ
መጠን ከይሓልፍ ድሕሪት ከይተርፍ
ኣስተምህረኒ ብቕዱስ መንፈስ።
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
ትፈልጥ ኢኻ ድኹም ምዃነይ
ኣሳልየኒ ብሩኽ መድኅነይ
ናይ ኵሉ ኣምላኽ ናይ ምድሪ ሰማይ
ኣብቃዓኒ ጐይታ ገጽካ ንምርኣይ።
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
ኦ! ዕዉት ገንሸል ብሩኽ መድሓኒ
ኣብ ኵሉ ጉዕዞይ ዓወት ሃበኒ
ኣብ ሓዳስ ሃገር ጻዕዳ ከም ጸምሪ
ከዕርፍ ኣብኡ ካብ ድኻም ጻዕሪ።
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕያዋይ ጓሳ
Hiyaway Guasa
CHORUS
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
VERSE 1
ሕያዋይ ጓሳ ኢየሱስ በይንኻ
ዕሸል ሕይወተይ ምራሕ ሕድርኻ
ሓደራ ይብለካ ኵሉ መንገደይ
ብመንፈስ ቅዱስ ምላእ ሕይወተይ።
CHORUS
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
VERSE 2
በትርን ምርኩስን ኩነኒ ኢኻ
ተግሳጽ ክቕበል ከምኡ'ውን ጸጋኻ
መጠን ከይሓልፍ ድሕሪት ከይተርፍ
ኣስተምህረኒ ብቕዱስ መንፈስ።
CHORUS
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
VERSE 3
ትፈልጥ ኢኻ ድኹም ምዃነይ
ኣሳልየኒ ብሩኽ መድኅነይ
ናይ ኵሉ ኣምላኽ ናይ ምድሪ ሰማይ
ኣብቃዓኒ ጐይታ ገጽካ ንምርኣይ።
CHORUS
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።
VERSE 4
ኦ! ዕዉት ገንሸል ብሩኽ መድሓኒ
ኣብ ኵሉ ጉዕዞይ ዓወት ሃበኒ
ኣብ ሓዳስ ሃገር ጻዕዳ ከም ጸምሪ
ከዕርፍ ኣብኡ ካብ ድኻም ጻዕሪ።
CHORUS
ክሳብ ዝበጽሕ ናብ ቅዱስ ቤትካ፡
ናብ ኢየሩሳሌም፡ ናብ ኢየሩሳሌም
እሙን መራሒ መዓልትታተይ ብዓወት ደምድም።