ህድእ በሊ ነብሰይ
Lyrics
ህድእ በሊ ነብሰይ ኣይትጨነቒ
እቲ ጎይታ ጎይቶት እኮ ኣሎ ምሳኺ
ኣብ ጽላል ፍቕሩ ወትሩ ዘጽልለልኪ
ኣብ ክንዳኺ ኮይኑ ዝተዋረደልኪ
ዝኣመንክዎ ስምካ ኣይገደፈን
ዝተወከልክዎ ሓይልኻ ኣየሕፈረንን
እቲ በብግዚኡ ዘቕርቦ ጸሎተይ
ከይተሰምዐ ኣይተርፍን ሕቶታት ልበይ
ኣብቲ ምዱብ ግዚኡ ሰዓቱ ምስ ኣኸለ
ትምልሰለይ ኢኻ ሕቶይ ዘበለ
ዝኣመንክዎ ስምካ ኣይገደፈን
ዝተወከልክዎ ሓይልኻ ኣየሕፈረንን
ብዘሎ ዙርያኺ ኩሉ ጸልሚቱኪ
ኣማንየይ ትብልዮ እንተሓደገኪ
ወትሩ ዶው ዝበለ ንምርዳአ ንዓኺ
ዘይድቅስ ዘይታኸስ ሓላዊኺ ኣለኪ ረዳኢኺ ኣለኪ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ህድእ በሊ ነብሰይ
Hdi beli nebsey
VERSE 1
ህድእ በሊ ነብሰይ ኣይትጨነቒ
እቲ ጎይታ ጎይቶት እኮ ኣሎ ምሳኺ
ኣብ ጽላል ፍቕሩ ወትሩ ዘጽልለልኪ
ኣብ ክንዳኺ ኮይኑ ዝተዋረደልኪ
CHORUS
ዝኣመንክዎ ስምካ ኣይገደፈን
ዝተወከልክዎ ሓይልኻ ኣየሕፈረንን
VERSE 2
እቲ በብግዚኡ ዘቕርቦ ጸሎተይ
ከይተሰምዐ ኣይተርፍን ሕቶታት ልበይ
ኣብቲ ምዱብ ግዚኡ ሰዓቱ ምስ ኣኸለ
ትምልሰለይ ኢኻ ሕቶይ ዘበለ
CHORUS
ዝኣመንክዎ ስምካ ኣይገደፈን
ዝተወከልክዎ ሓይልኻ ኣየሕፈረንን
VERSE 3
ብዘሎ ዙርያኺ ኩሉ ጸልሚቱኪ
ኣማንየይ ትብልዮ እንተሓደገኪ
ወትሩ ዶው ዝበለ ንምርዳአ ንዓኺ
ዘይድቅስ ዘይታኸስ ሓላዊኺ ኣለኪ ረዳኢኺ ኣለኪ