ሕደጉኒ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
Lyrics
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ
ብገርህነት ልቢ ቐሪበ
ነቲ ዘይርኤ ብእምነት ርእየ
ኣጽዋር ጽድቂ ኩሉ ለቢሰ
ንወንጌል ክርስቶስ ንብረተይ ከፊለ
ከገልግሎ ብምሉእ ሕይወተይ ሕደጉኒ።
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ
ከም ንጉስ ዳዊት እቲ ከም ልብኻ
ብመንፈስ መሊኤ ብስራሕካ ተመሊሰ
ንስምካ ክዘልል ካብ ልበይ ከዕልል
ኦ'ሚካል ንኢየሱስ እዚ ኣይበዝሕን
ከበሮን መሰንቆን ሒዘ ሕደጉኒ።
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ
መንፈስካ ኣብ ልዕለይ ወሪዱ
ኢየሱስ ጐይታ ክብል እንተደረኽኒ
እንተ ኣመስገንኩ እንተዘመርኩ
ከም ዓሻ ከም ስኹር እንተተቆጸርኩ
ሕድሪ'ሎኒ ንኢየሱስ ከኽብር ሕደጉኒ።
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕደጉኒ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
Hdguni nab iyesus kqerb
CHORUS
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ
VERSE 1
ብገርህነት ልቢ ቐሪበ
ነቲ ዘይርኤ ብእምነት ርእየ
ኣጽዋር ጽድቂ ኩሉ ለቢሰ
ንወንጌል ክርስቶስ ንብረተይ ከፊለ
ከገልግሎ ብምሉእ ሕይወተይ ሕደጉኒ።
CHORUS
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ
VERSE 2
ከም ንጉስ ዳዊት እቲ ከም ልብኻ
ብመንፈስ መሊኤ ብስራሕካ ተመሊሰ
ንስምካ ክዘልል ካብ ልበይ ከዕልል
ኦ'ሚካል ንኢየሱስ እዚ ኣይበዝሕን
ከበሮን መሰንቆን ሒዘ ሕደጉኒ።
CHORUS
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ
VERSE 3
መንፈስካ ኣብ ልዕለይ ወሪዱ
ኢየሱስ ጐይታ ክብል እንተደረኽኒ
እንተ ኣመስገንኩ እንተዘመርኩ
ከም ዓሻ ከም ስኹር እንተተቆጸርኩ
ሕድሪ'ሎኒ ንኢየሱስ ከኽብር ሕደጉኒ።
CHORUS
ሕደጉኒ ኣይትኸልኩሉኒ
ከም ቆልዓ ኮይነ ናብ ኢየሱስ ክቐርብ
ናይ ዓለም ጥበብ ኩሉ ሓዲገ
ናታ ዕሽነት ቃል መስቀል ሒዘ
ከኽብሮ ንመድሕነይ።

