Mezmursኃይሊ መንፈስ ቅዱስ
Tigrigna
ኃይሊ መንፈስ ቅዱስ
ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ዉህበታዊ ተሓድሶ ኣሥመራዝተሓደሰ 74 መዛሙር
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ይገልጸ ኣባና
ሕጂ'ውን ይገለጸ ይገለጸ ኣባና፡
ሕጂ'ውን ይገለጽ ከም እንደገና (2)።
VERSE 2
ከምቶም ናይ ሓዋርያት ኣብ ጽርሓጽዮን
ከምኡ ድማ ኣብዚ ጉባኤና፡
ንዓ ውረድ ሕጂ ጐይታ ኣምላኽና (2)።
VERSE 3
ከም ጴጥሮስ ከም ጳውሎስ ከምቶም ሓዋርያትካ
ሓንቲ ከይፈራሕና ንቅዱስ ፍቃድካ
ክንምስክር ኵሉ ተግባራትካ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኃይሊ መንፈስ ቅዱስ
Hayli menfes qdus
VERSE 1
ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ይገልጸ ኣባና
ሕጂ'ውን ይገለጸ ይገለጸ ኣባና፡
ሕጂ'ውን ይገለጽ ከም እንደገና (2)።
VERSE 2
ከምቶም ናይ ሓዋርያት ኣብ ጽርሓጽዮን
ከምኡ ድማ ኣብዚ ጉባኤና፡
ንዓ ውረድ ሕጂ ጐይታ ኣምላኽና (2)።
VERSE 3
ከም ጴጥሮስ ከም ጳውሎስ ከምቶም ሓዋርያትካ
ሓንቲ ከይፈራሕና ንቅዱስ ፍቃድካ
ክንምስክር ኵሉ ተግባራትካ (2)

