ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ
Lyrics
ከም ቅዱስ ዳዊት ክዝምር ንጐይታ
ብበገና መሰንቆ ምስ ናይ ዕልልታ
ብምሉእ ልበይ'ውን ከቐርብ ምስጋና (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
ምእታወይ ምውጽአይ ኩሉ ዝቆጻጸር
ንሱ ሕያው እዩ ስሙ እግዚኣብሔር
ዘቕርበሉ የልቦን ጥራይ ስሙ ይኽበር (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
ንኣእጋረይ ካብ ምውዳቅ ንኣዕይንተይ ካብ ንብዓት
ጐይታ ኣናጊፉኒ ሂቡኒ'ውን ትብዓት
ኵሉ ተገፊፉ ዝነበረ ጸልማት (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
እግዚኣብሔር ነጊሡ ግርማኡ ለቢሱ
ዓለም ከይትናውጽ ኣጽኒዕዋ ንሱ
ንኵሉ ይመርሕ ብቕዱስ መንፈሱ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
ንእግዚኣብሔር ክዝምር ንስሙ
ንዝገበረለይ ኵሉ'ውን ክነግር
ኣይሓፍርን'የ ንስሙ ክምስክር (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ
Hayli hibuni eyesus
VERSE 1
ከም ቅዱስ ዳዊት ክዝምር ንጐይታ
ብበገና መሰንቆ ምስ ናይ ዕልልታ
ብምሉእ ልበይ'ውን ከቐርብ ምስጋና (2)
CHORUS
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
VERSE 2
ምእታወይ ምውጽአይ ኩሉ ዝቆጻጸር
ንሱ ሕያው እዩ ስሙ እግዚኣብሔር
ዘቕርበሉ የልቦን ጥራይ ስሙ ይኽበር (2)
CHORUS
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
VERSE 3
ንኣእጋረይ ካብ ምውዳቅ ንኣዕይንተይ ካብ ንብዓት
ጐይታ ኣናጊፉኒ ሂቡኒ'ውን ትብዓት
ኵሉ ተገፊፉ ዝነበረ ጸልማት (2)
CHORUS
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
VERSE 4
እግዚኣብሔር ነጊሡ ግርማኡ ለቢሱ
ዓለም ከይትናውጽ ኣጽኒዕዋ ንሱ
ንኵሉ ይመርሕ ብቕዱስ መንፈሱ (2)
CHORUS
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)
VERSE 5
ንእግዚኣብሔር ክዝምር ንስሙ
ንዝገበረለይ ኵሉ'ውን ክነግር
ኣይሓፍርን'የ ንስሙ ክምስክር (2)
CHORUS
ኃይሊ ሂቡኒ ኢየሱስ (2)
ኃይሊ ሂቡኒ ጐይታ (2)
ክዝምረሉ ብደስታ (2)

