ሓወይ ንፍቕሩ ርአ
Lyrics
1 ዝጠፈኣት ነፍሰይ ካባኡ በሪራ
ክትነብር ተኸዊላ
ብጸልማት ዓለም'ውን ትጠቢራ
ጎይታ ግን ብምሕረቱ የፍቅራ
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ
2 ዝሑል ወይ ምዉቕ ብዘይ ምኻንካ
ጎይታ ጡፍ ከይብለካ
ሕጂ ግን ብሓጥያትካ ተኣሚንካ
ተመለስ ናብቲ ፈቓር መድሕንካ
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ
3 ሕጂ ወይ ድሓር ጽባሕ ትኸውን
መዓልቲ ጽውዓኻ
ብዘይ ምፍላጥ ግን ሓወይ ኣይትኺድ
ኣብ ገሃነም ከይከውን ጊደኻ
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ
4 ቅዱሳን ኩሎም ሰማይ ክኸዱ
ሓጥኣን ግን ክፍረዱ
ጎይታይ ኢየሱስ ምስ መጸ ብኽብሪ
ክትነብር ምስቲ ልዑል ፈጣሪ
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓወይ ንፍቕሩ ርአ
Hawey ngqru ree
VERSE 1
1 ዝጠፈኣት ነፍሰይ ካባኡ በሪራ
ክትነብር ተኸዊላ
ብጸልማት ዓለም'ውን ትጠቢራ
ጎይታ ግን ብምሕረቱ የፍቅራ
CHORUS
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ
VERSE 2
2 ዝሑል ወይ ምዉቕ ብዘይ ምኻንካ
ጎይታ ጡፍ ከይብለካ
ሕጂ ግን ብሓጥያትካ ተኣሚንካ
ተመለስ ናብቲ ፈቓር መድሕንካ
CHORUS
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ
VERSE 3
3 ሕጂ ወይ ድሓር ጽባሕ ትኸውን
መዓልቲ ጽውዓኻ
ብዘይ ምፍላጥ ግን ሓወይ ኣይትኺድ
ኣብ ገሃነም ከይከውን ጊደኻ
CHORUS
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ
VERSE 4
4 ቅዱሳን ኩሎም ሰማይ ክኸዱ
ሓጥኣን ግን ክፍረዱ
ጎይታይ ኢየሱስ ምስ መጸ ብኽብሪ
ክትነብር ምስቲ ልዑል ፈጣሪ
CHORUS
ሓወይ ንፍቅሩ ርአ
ጎይታ ይናብየካ
ሓጎስን ደስታን ፍቅርን ሰላምን
ብምእዛዙ ኢየሱስ ይህበካ

