ሃረር ይብል
Lyrics
1 ናይ ምድሪ መግዛእተይ ምስ ሓለፈ
ክነብር ብናቱ ጽድቂ ተደጊፈ
ኣብ ጊዜ ሽግረይ ንእኡ ክነብር
ንሞት ተሳጊረ ኣሎኒ ሃገር (2)
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)
2 ብደሙ ናጽነት ረኺበ'የ
ሃገር ሰላም ክርኢ እናፈቕ'የ
ብዘይ ሽግር ኣብኡ ዘንብረኒ
ንሞት ተሳጊረ ሕይወት ኣሎኒ (2)
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)
3 ዓቐብት ቁልቁለት ምስ ሓለፍኩ
ሓጎስ ኣብታ ሃገር ምስ ኢየሱሰይ
ንዘለዓለም ክነብር ተስፍ ኣሎኒ
ንሞት ተሳጊረ ሃገር ኣሎኒ (2)
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)
4 ናይ ምድሪ መግዛእተይ ምስ ሓለፋ
ንብዓተይ ይደርዝ ዝፈስስ
ምስ መላእኽቲ ኮይነ ክዝምር'የ
ንሞት ተሳጊረ ክነብር'የ (2)
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሃረር ይብል
Harer ybil
VERSE 1
1 ናይ ምድሪ መግዛእተይ ምስ ሓለፈ
ክነብር ብናቱ ጽድቂ ተደጊፈ
ኣብ ጊዜ ሽግረይ ንእኡ ክነብር
ንሞት ተሳጊረ ኣሎኒ ሃገር (2)
CHORUS
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)
VERSE 2
2 ብደሙ ናጽነት ረኺበ'የ
ሃገር ሰላም ክርኢ እናፈቕ'የ
ብዘይ ሽግር ኣብኡ ዘንብረኒ
ንሞት ተሳጊረ ሕይወት ኣሎኒ (2)
VERSE 3
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)
CHORUS
3 ዓቐብት ቁልቁለት ምስ ሓለፍኩ
ሓጎስ ኣብታ ሃገር ምስ ኢየሱሰይ
ንዘለዓለም ክነብር ተስፍ ኣሎኒ
ንሞት ተሳጊረ ሃገር ኣሎኒ (2)
CHORUS
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)
VERSE 4
4 ናይ ምድሪ መግዛእተይ ምስ ሓለፋ
ንብዓተይ ይደርዝ ዝፈስስ
ምስ መላእኽቲ ኮይነ ክዝምር'የ
ንሞት ተሳጊረ ክነብር'የ (2)
CHORUS
ሃረር ይብል ንሃገር ሰላም ክርኢ (4)

