ሓረገ ወይኒ
Lyrics
ማርያም ድኅነት ዓለም
ብወድኺ ምንጪ ሰላም፡
ማርያም ተስፋ ጭኑቕ
ብወድኺ ድኅነት ኵሉ ሰብ።
ሓረገ ወይኒ (3) ጽጌረዳ።
መስልክዮ ንመድኃኒ (2)
ኦ ጽጌረዳ ምስጢራዊት
ምስጢራዊት ጽጌረዳ
ማርያም ድንግል ወላዲት ፈጣሪ
መድኃኒቱ ንኣዳም ማርያም ድንግል፡
ፈረየ ደሙ ንመድኃኒ
ብማርያም ኣደ ፈጣሪ።
ሓረገ ወይኒ (3) ጽጌረዳ።
መስልክዮ ንመድኃኒ (2)
ኦ ጽጌረዳ ምስጢራዊት
ምስጢራዊት ጽጌረዳ
ለምንልና ለምንልና
ለምንልና ንመድኃኒ፡
ንኣምላኽና ለምንልና (2)
ሓረገ ወይኒ (3) ሓረገ ወይኒ (3)
መስልክዮ ንመድኃኒ (2)
ኦ ጽጌረዳ ምስጢራዊት
ምስጢራዊት ጽጌረዳ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓረገ ወይኒ
Harege weyni
VERSE 1
ማርያም ድኅነት ዓለም
ብወድኺ ምንጪ ሰላም፡
ማርያም ተስፋ ጭኑቕ
ብወድኺ ድኅነት ኵሉ ሰብ።
CHORUS
ሓረገ ወይኒ (3) ጽጌረዳ።
መስልክዮ ንመድኃኒ (2)
ኦ ጽጌረዳ ምስጢራዊት
ምስጢራዊት ጽጌረዳ
VERSE 2
ማርያም ድንግል ወላዲት ፈጣሪ
መድኃኒቱ ንኣዳም ማርያም ድንግል፡
ፈረየ ደሙ ንመድኃኒ
ብማርያም ኣደ ፈጣሪ።
CHORUS
ሓረገ ወይኒ (3) ጽጌረዳ።
መስልክዮ ንመድኃኒ (2)
ኦ ጽጌረዳ ምስጢራዊት
ምስጢራዊት ጽጌረዳ
VERSE 3
ለምንልና ለምንልና
ለምንልና ንመድኃኒ፡
ንኣምላኽና ለምንልና (2)
CHORUS
ሓረገ ወይኒ (3) ሓረገ ወይኒ (3)
መስልክዮ ንመድኃኒ (2)
ኦ ጽጌረዳ ምስጢራዊት
ምስጢራዊት ጽጌረዳ

