ሃሌ ሉያ ይመስገን
Lyrics
ብርሃን ተስፋኻ ምስ ዚጽልምት
ዝኾነ ይኹን ኣይምረር፡
ቅረብ ቅድሚ ጐይታ ብእምነት
ጾርካ ደርብዮ ብጸሎት።
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።
ብፍትወት ሥጋ ምስትፍተን
ሥጋኻ ደርቢ ትሕቲ መስቀል፡
ኢድካ ኣልዕሎ ምስ ልብኻ
ኃይሊ ተቐበል ዝመልኣካ።
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱ ሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።
ክመልኣክ'ዩ ብመንፈስ
ኣብ ቅድሚኡ ልብኻ ኣፍስስ፡
ድኻም ጠፊኡ ኃይሊ ይምጻእ
ሕይወት በዚኁ ይውሕዝ።
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱ ሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።
ትሕቲ መስቀሉ ተምበርኪኸ
እጽሊ ኣለኹ ናብ ኣምላኸይ፡
ብስም ኢየሱስ ምስ ዝልምን
ክቕበል እየ ድልየተይ።
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱ ሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሃሌ ሉያ ይመስገን
Halieluya ymesgen
VERSE 1
ብርሃን ተስፋኻ ምስ ዚጽልምት
ዝኾነ ይኹን ኣይምረር፡
ቅረብ ቅድሚ ጐይታ ብእምነት
ጾርካ ደርብዮ ብጸሎት።
CHORUS
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።
VERSE 2
ብፍትወት ሥጋ ምስትፍተን
ሥጋኻ ደርቢ ትሕቲ መስቀል፡
ኢድካ ኣልዕሎ ምስ ልብኻ
ኃይሊ ተቐበል ዝመልኣካ።
CHORUS
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱ ሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።
VERSE 3
ክመልኣክ'ዩ ብመንፈስ
ኣብ ቅድሚኡ ልብኻ ኣፍስስ፡
ድኻም ጠፊኡ ኃይሊ ይምጻእ
ሕይወት በዚኁ ይውሕዝ።
CHORUS
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱ ሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።
VERSE 4
ትሕቲ መስቀሉ ተምበርኪኸ
እጽሊ ኣለኹ ናብ ኣምላኸይ፡
ብስም ኢየሱስ ምስ ዝልምን
ክቕበል እየ ድልየተይ።
CHORUS
ሃሌ‐ሉያ ይመስገን ሂቡና'ዩ ናቱ ሰላም፡
ሃሌ-ሉያ ይመስገን ሂቡናዩ ሰላሙ።