ሃሌ ሉያ ንስሙ
Lyrics
ፍቅሩ ኣይልወጥን ቃሉ ኣይኣርግን
ንዘለዓለም ዓለም ክብሪ ንኣኡ ይኹን፡
እግዚኣብሔር ኢዩ መድኃኒየይ ክብረይ
ፍቕረይ ክገልጸሉ ብቓና መዝሙረይ
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና
ኣልፋን ኦሜጋን'ዩ ናይ ኵሉ መዓዛ
ምሕረቱ ዘይውዳእ ናይ ነፍሳትና ቤዛ፡
ንኵሉ ዚክእል ጉድልነት ዘይብሉ
ሃሌሉያ እናበልኩ ሞሳ ክመልሰሉ
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና
ሓልዮቱ ብዙኅ'ዩ ንዓይ ዝገበሮ
ክቡር ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ልዕለይ ኣስፈሮ፡
ሃሌሉያ ይኽበር ኤልሻዳይ ኣምላኽና
እናበልኩ ክዝምር ፈቐዶ ጐደና
ፍጹም ከይወሰንኩ ሰዓታት ወይ ቦታ
ዝነገርኩዎ ኵሉ ዘይርስዕ ጐይታ፡
ዝለመንኩዎ ኵሉ ዘይጠልም ጐይታ
ምስጋና ይግበኦ ምስ ሙሉእ ይቕሬታ
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና
ስራሑ ዓቢይ'ዩ ብጣዕሚ ዘደንቅ
ፍርዱ'ውን ቅኑዕ'ዩ ፍጹም ዘይንቕነቕ፡
መሓርን ጻድቕን ምሉእ ህልውና
ንኣኡ ጥራይ ይኹን ክብሪ ምስ ምስጋና
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሃሌ ሉያ ንስሙ
Halieluya nsmu
VERSE 1
ፍቅሩ ኣይልወጥን ቃሉ ኣይኣርግን
ንዘለዓለም ዓለም ክብሪ ንኣኡ ይኹን፡
እግዚኣብሔር ኢዩ መድኃኒየይ ክብረይ
ፍቕረይ ክገልጸሉ ብቓና መዝሙረይ
CHORUS
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና
VERSE 2
ኣልፋን ኦሜጋን'ዩ ናይ ኵሉ መዓዛ
ምሕረቱ ዘይውዳእ ናይ ነፍሳትና ቤዛ፡
ንኵሉ ዚክእል ጉድልነት ዘይብሉ
ሃሌሉያ እናበልኩ ሞሳ ክመልሰሉ
CHORUS
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና
VERSE 3
ሓልዮቱ ብዙኅ'ዩ ንዓይ ዝገበሮ
ክቡር ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ልዕለይ ኣስፈሮ፡
ሃሌሉያ ይኽበር ኤልሻዳይ ኣምላኽና
እናበልኩ ክዝምር ፈቐዶ ጐደና
VERSE 4
ፍጹም ከይወሰንኩ ሰዓታት ወይ ቦታ
ዝነገርኩዎ ኵሉ ዘይርስዕ ጐይታ፡
ዝለመንኩዎ ኵሉ ዘይጠልም ጐይታ
ምስጋና ይግበኦ ምስ ሙሉእ ይቕሬታ
CHORUS
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና
VERSE 5
ስራሑ ዓቢይ'ዩ ብጣዕሚ ዘደንቅ
ፍርዱ'ውን ቅኑዕ'ዩ ፍጹም ዘይንቕነቕ፡
መሓርን ጻድቕን ምሉእ ህልውና
ንኣኡ ጥራይ ይኹን ክብሪ ምስ ምስጋና
CHORUS
ሃሌ፡ ሃሌ፡ ሃሌ ሃሌሉያ
ንስሙ ይኹን ምስጋና