ሃሌ ሉያ ክብል
Lyrics
ሃሌ- ሉያ ክብል ኢየሱስ ዘብቃዕካኒ
ንገጽካ ክርእዮ እውን ዘኽኣልካኒ
ኣብ ብይነይ ከለኹ ዘይትፍለየኒ
ኣብ ጉዕዞ መንገደይ ብሰላም ትመርሓኒ
ሃሌ - ሉያ (6 ጊዜ) ስገዱሉ
ምሳኻ እንከሎኹ መን'ዩ ዘፍርሃኒ
ንስኻ'ዶ ኣይኮንካን እቲ ፈቃር መድሃኒ
ኣብቲ ድቕድቕ ጸልማት ሒዝካ ትመርሓኒ
ኣብ መንጎ ጸላእተይ ዋልታ ትኾነኒ
ሃሌ - ሉያ (6 ግዜ) ወድስዎ
ተመስገን ክንደይ ጥዑም ለዋህ ኣምላኽ ኢኻ
እቲ ኩሉ በደለይ እኳ ዘይጸብጸብካ
ኣነስ ኩሉ ገዲፈ ክቐርብ ናባኻ
ንድኹም ሕልናይ ሓይሊ ኩኖ ኢኻ
ሃሌ - ሉያ (6 ጊዜ) ኣምልኽዎ
ሓይሊ ናይ ጸላኢ ክዓኑ ክንርእዮ ኢና
ዙፋን ናይ መቕደስካ ክትገዝኦ ንዓለምና
ብኸቡር ኣቑሳልካ ኢኻ ዝዓደግካና
ናይ ካልእ ኣይኮናን ኢየሱስ ገንዘብካ ኢና
ሃሌ - ሉያ (6 ጊዜ) ዓልልሉ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሃሌ ሉያ ክብል
Halieluya kbl
VERSE 1
ሃሌ- ሉያ ክብል ኢየሱስ ዘብቃዕካኒ
ንገጽካ ክርእዮ እውን ዘኽኣልካኒ
ኣብ ብይነይ ከለኹ ዘይትፍለየኒ
ኣብ ጉዕዞ መንገደይ ብሰላም ትመርሓኒ
CHORUS
ሃሌ - ሉያ (6 ጊዜ) ስገዱሉ
VERSE 2
ምሳኻ እንከሎኹ መን'ዩ ዘፍርሃኒ
ንስኻ'ዶ ኣይኮንካን እቲ ፈቃር መድሃኒ
ኣብቲ ድቕድቕ ጸልማት ሒዝካ ትመርሓኒ
ኣብ መንጎ ጸላእተይ ዋልታ ትኾነኒ
CHORUS
ሃሌ - ሉያ (6 ግዜ) ወድስዎ
VERSE 3
ተመስገን ክንደይ ጥዑም ለዋህ ኣምላኽ ኢኻ
እቲ ኩሉ በደለይ እኳ ዘይጸብጸብካ
ኣነስ ኩሉ ገዲፈ ክቐርብ ናባኻ
ንድኹም ሕልናይ ሓይሊ ኩኖ ኢኻ
CHORUS
ሃሌ - ሉያ (6 ጊዜ) ኣምልኽዎ
VERSE 4
ሓይሊ ናይ ጸላኢ ክዓኑ ክንርእዮ ኢና
ዙፋን ናይ መቕደስካ ክትገዝኦ ንዓለምና
ብኸቡር ኣቑሳልካ ኢኻ ዝዓደግካና
ናይ ካልእ ኣይኮናን ኢየሱስ ገንዘብካ ኢና
CHORUS
ሃሌ - ሉያ (6 ጊዜ) ዓልልሉ