ሃሌ-ሉያ ሃሌ-ሉያ
Lyrics
ብሓዘን ብጓሂ ኪበኪ ከለኹ
ምሕረትካ ክረክብ ተተስፊየ ኣለኹ
ሰኸመይ ውን ከውርድ ኣብ ቅድሜኻ ኣሎኹ
ኣብ ትሕቲ መስቀልካ ተደርቢየ ኣለኹ
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)
ብሰንኪ ሓጥኣተይ መከራ ዝጸገብካ
ንዓይ ንሓጥእ ውን ኣዚኻ ዝራሕራሕካ
መግረፍቲ ሓጥኣት ኩሉ ተቐቢልካ
ኦ ለዋህ ኣምላኸይ መንገደይ ሓግዝ ኢኻ
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)
ኦ ኢየሱስ መድሕነይ የዋህ ፈቃር ኢኻ
ትሕልወኒ ኢኻ ንዓይ ንዉሉድካ
ትጽዉዓኒ ውን ናብቲ በረኸትካ
ሎምን ትማልን ንዘልኣለም ኩሉ ሳዕ ንስኻ ኢኻ
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)
ቅዱስ ቅዱስ ንዓኻ ኦ ጎይታይ
ሓቂ እትፈርድ ኢየሱስ ናዝራዊ ኢኻ
ንዑ ናባይ እናበልካ ትዕድም ንስኻ
እነሆ'ኹ እዝምር ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሃሌ-ሉያ ሃሌ-ሉያ
Halieluya halieluya
VERSE 1
ብሓዘን ብጓሂ ኪበኪ ከለኹ
ምሕረትካ ክረክብ ተተስፊየ ኣለኹ
ሰኸመይ ውን ከውርድ ኣብ ቅድሜኻ ኣሎኹ
ኣብ ትሕቲ መስቀልካ ተደርቢየ ኣለኹ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)
VERSE 2
ብሰንኪ ሓጥኣተይ መከራ ዝጸገብካ
ንዓይ ንሓጥእ ውን ኣዚኻ ዝራሕራሕካ
መግረፍቲ ሓጥኣት ኩሉ ተቐቢልካ
ኦ ለዋህ ኣምላኸይ መንገደይ ሓግዝ ኢኻ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)
VERSE 3
ኦ ኢየሱስ መድሕነይ የዋህ ፈቃር ኢኻ
ትሕልወኒ ኢኻ ንዓይ ንዉሉድካ
ትጽዉዓኒ ውን ናብቲ በረኸትካ
ሎምን ትማልን ንዘልኣለም ኩሉ ሳዕ ንስኻ ኢኻ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)
VERSE 4
ቅዱስ ቅዱስ ንዓኻ ኦ ጎይታይ
ሓቂ እትፈርድ ኢየሱስ ናዝራዊ ኢኻ
ንዑ ናባይ እናበልካ ትዕድም ንስኻ
እነሆ'ኹ እዝምር ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ
CHORUS
ሃሌ-ሉያ . . . . ንኢየሱስ (2)