ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
Lyrics
ንመንግስቱ ደው ከብሎም
ብመንፈሱ ኬጠምቆም፡
ብኽቡር ሓይሉ ንኼጽድቖም
ጐይታ ኢየሱስ መሪጽዎም |
ሃሌ ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ - ሉያ
ብኢዮኤል ተሰቢኹ
ብነብያት ተነጊሩ፡
ብበዓል ሓምሳ እውን ፈሲሱ
ንነፍሳትና ኣለስሊሱ
ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ ሉያ
ኣጋንንቲ ንምድምሳስ
ንዕውራት ንምፍዋስ፡
ወዲ እግዚኣብሔር ዝወረደ
ሓይሊ ንዓና ዝዓደለ
ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ - ሉያ
ኣፍሲስዎ ንመንፈሱ
ገሊጹልና ንመንግስቱ፡
ኣብ ውሽጢ ልበይ ይስመዓኒ
ኣ ኣምላኸይ ደስ ይብለኒ
ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ - ሉያ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
Halieluya amien amien
VERSE 1
ንመንግስቱ ደው ከብሎም
ብመንፈሱ ኬጠምቆም፡
ብኽቡር ሓይሉ ንኼጽድቖም
ጐይታ ኢየሱስ መሪጽዎም |
CHORUS
ሃሌ ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ - ሉያ
VERSE 2
ብኢዮኤል ተሰቢኹ
ብነብያት ተነጊሩ፡
ብበዓል ሓምሳ እውን ፈሲሱ
ንነፍሳትና ኣለስሊሱ
CHORUS
ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ ሉያ
VERSE 3
ኣጋንንቲ ንምድምሳስ
ንዕውራት ንምፍዋስ፡
ወዲ እግዚኣብሔር ዝወረደ
ሓይሊ ንዓና ዝዓደለ
CHORUS
ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ - ሉያ
VERSE 4
ኣፍሲስዎ ንመንፈሱ
ገሊጹልና ንመንግስቱ፡
ኣብ ውሽጢ ልበይ ይስመዓኒ
ኣ ኣምላኸይ ደስ ይብለኒ
CHORUS
ሃሌ - ሉያ! ኣሜን! ኣሜን!
ሃሌ - ሉያ፡ ሃሌ - ሉያ