ሓላይይ
Lyrics
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
እይረኣኩን ኣነ ከምኡ
እሙን ዓርኪ ብዘይክኡ
ኣቦ ፍቕሪ ኣፍቃሪየይ
ግዜ ሽግር መዕቆብየይ
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
ኣብ ጭንቀተይ ኣብ ሕስረተይ
ኣብ ውድቀተይ ኣብ ውርደተይ
ኣይገድፈንን ይርሕርሓለይ
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
ይደርዘለይ ንንብዓተይ
ዘይንሓፈ ንሂወቱ
በጃ ሓልፉ ንጥሪቱ
ክሳብ መስቀል ከም ሰራቂ
ተበ ወለይ ኣቦ ጽድቂ
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
ተሸንኪሩ ምእንታና
ደሙ ዛርዩ ዘድሓነና
ሕሉፍ ፍቕሩ ገሊጹልና
ካብ ሓጢኣትና ኣንጺሁና
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓላይይ
Halayy
CHORUS
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
VERSE 1
እይረኣኩን ኣነ ከምኡ
እሙን ዓርኪ ብዘይክኡ
ኣቦ ፍቕሪ ኣፍቃሪየይ
ግዜ ሽግር መዕቆብየይ
CHORUS
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
VERSE 2
ኣብ ጭንቀተይ ኣብ ሕስረተይ
ኣብ ውድቀተይ ኣብ ውርደተይ
ኣይገድፈንን ይርሕርሓለይ
CHORUS
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
VERSE 3
ይደርዘለይ ንንብዓተይ
ዘይንሓፈ ንሂወቱ
በጃ ሓልፉ ንጥሪቱ
ክሳብ መስቀል ከም ሰራቂ
ተበ ወለይ ኣቦ ጽድቂ
CHORUS
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት
VERSE 4
ተሸንኪሩ ምእንታና
ደሙ ዛርዩ ዘድሓነና
ሕሉፍ ፍቕሩ ገሊጹልና
ካብ ሓጢኣትና ኣንጺሁና
CHORUS
ኣብ ሽግረይ ኣብ ሓዘነይ
ዓርከይ ኮይኑ ዝሓልየለይ
ንየዒንተይ እንካብ ንብዓት
ንሂወተይ እንካብ መዓት

