ሓዲሽ ሰብ ኮይነ
Lyrics
ካብ ዘይጠፍእ ቃል ኢየ መጺአ
ብመንፈስ ጐይታ እውን ጸኒዐ፡
ከምሓደ ዉሉድ ይዓቢ ኣሎኩ
ኣብ ሞት ከይነብር ነጺሀ ኣሎኹ።
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት
ከም ሓደ ሕጻን ክትሕት ኢየ
ናብ ቃል ኣምላኸይ ከድህብ'የ፡
ድምጹ ንምስማዕ ክመሃር'የ
ፍቃዱ ኵሉ ክቕበል'የ።
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት
ኣየድሃብኩሉን ጥልቀት ስፍሓቱ
ዓቀን ጸጋኡ መጠን ብዝኃቱ፡
ፍቅሩ ንምፍላጥ እናጸዓርኩ
ዓይነይ ክኸፍት እጽበ ኣለኩ።
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት
ስንፍናይ ጠፊኡ ክግዛእ ብኣኻ
ትዕቢተይ ዓንዩ ክነብር ምሳኡ፡
ርእሰይ ንምኽሓድ ንክምህረኒ
እጽበ ኣለኹ ክልውጠኒ።
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ
Hadsh seb koyne
VERSE 1
ካብ ዘይጠፍእ ቃል ኢየ መጺአ
ብመንፈስ ጐይታ እውን ጸኒዐ፡
ከምሓደ ዉሉድ ይዓቢ ኣሎኩ
ኣብ ሞት ከይነብር ነጺሀ ኣሎኹ።
CHORUS
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት
VERSE 2
ከም ሓደ ሕጻን ክትሕት ኢየ
ናብ ቃል ኣምላኸይ ከድህብ'የ፡
ድምጹ ንምስማዕ ክመሃር'የ
ፍቃዱ ኵሉ ክቕበል'የ።
CHORUS
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት
VERSE 3
ኣየድሃብኩሉን ጥልቀት ስፍሓቱ
ዓቀን ጸጋኡ መጠን ብዝኃቱ፡
ፍቅሩ ንምፍላጥ እናጸዓርኩ
ዓይነይ ክኸፍት እጽበ ኣለኩ።
CHORUS
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት
VERSE 4
ስንፍናይ ጠፊኡ ክግዛእ ብኣኻ
ትዕቢተይ ዓንዩ ክነብር ምሳኡ፡
ርእሰይ ንምኽሓድ ንክምህረኒ
እጽበ ኣለኹ ክልውጠኒ።
CHORUS
ሓዲሽ ሰብ ኮይነ ሓዲሽ ፍጥረት፡
ከቶ ነይግዛእ ብኃጢኣት ወይ ሞት

