ሓደራ ህይወተይ
Lyrics
የማዕዱ ኣለኹ ናብ`ቲ ብሩህ ገጽካ
ይጽበ`ውን ኣለኹ ሓይልኻ ረዲኤትካ
ትሕትና ኣልብሰኒ ኣስተውዕለ ክጎዓዝ
ትዕቢተይ ጠፊኡ ፍቕርኻ ክዓዝዝ
ሓደራ (3) ህይወተይ
ክትኣቱ ክትወጽእ ጓስየለይ ጎይታይ
ብሓይልን ክእለትን ዘይወጽእ ብምዃነይ
ኣብ ትሕቲ መስቀልካ ይእመን`የ ባዕለይ (2)
ሓይሊ የብለይን ክእለት ደገፍ ዝኾነኒ
እምንቶይ ንስኻ `ታ ለዋህ መድሓኒ
እድፋእ ኣለኹ ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ
ነቲ ስቡር ልበይ ዘንኖ ባዕልኻ
ንኸይርስዓካ ኣምላኸይ ልበይ ከይዝንግዕ
ኣንቅሓዮ ኣእምሮይ
ንዓኻ እንተሓዝኩ`ዩ ጎይታየ ዝመልእ ድሌተይ
ዘንጀርብብ ጽውአይ
ንዝበደልኩኻ ብጣዕሳ ተኣሚነ
ኣብ እግርኻ እድፋእ ይቕረ ክትገብረለይ
ምሕረትካ ክዓዝዝ ኣብ ልዕለይ
ካባኻ ከይፍለ ጎይታየ ዓቕለይ ከይጸበኒ
ኩሉ ከይስሕቀኒ
ማዕበል ናይ ድያብሎስ ከየናውጸኒ
ጾረይ ከይከብደኒ
ሰንፈላል ከይነብር በይነይ ከየዕነኒ
ሓይለይ ከይደኽመኒ
ሓደራኻ ኢየሱስ ንወትሩ ኣይትጋደፈኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓደራ ህይወተይ
Hadera Hywetey
Verse 1
የማዕዱ ኣለኹ ናብ`ቲ ብሩህ ገጽካ
ይጽበ`ውን ኣለኹ ሓይልኻ ረዲኤትካ
ትሕትና ኣልብሰኒ ኣስተውዕለ ክጎዓዝ
ትዕቢተይ ጠፊኡ ፍቕርኻ ክዓዝዝ
Chorus
ሓደራ (3) ህይወተይ
ክትኣቱ ክትወጽእ ጓስየለይ ጎይታይ
ብሓይልን ክእለትን ዘይወጽእ ብምዃነይ
ኣብ ትሕቲ መስቀልካ ይእመን`የ ባዕለይ (2)
Verse 2
ሓይሊ የብለይን ክእለት ደገፍ ዝኾነኒ
እምንቶይ ንስኻ `ታ ለዋህ መድሓኒ
እድፋእ ኣለኹ ኣብ ትሕቲ ዙፋንካ
ነቲ ስቡር ልበይ ዘንኖ ባዕልኻ
Chorus 3
ንኸይርስዓካ ኣምላኸይ ልበይ ከይዝንግዕ
ኣንቅሓዮ ኣእምሮይ
ንዓኻ እንተሓዝኩ`ዩ ጎይታየ ዝመልእ ድሌተይ
ዘንጀርብብ ጽውአይ
ንዝበደልኩኻ ብጣዕሳ ተኣሚነ
ኣብ እግርኻ እድፋእ ይቕረ ክትገብረለይ
ምሕረትካ ክዓዝዝ ኣብ ልዕለይ
Chorus 4
ካባኻ ከይፍለ ጎይታየ ዓቕለይ ከይጸበኒ
ኩሉ ከይስሕቀኒ
ማዕበል ናይ ድያብሎስ ከየናውጸኒ
ጾረይ ከይከብደኒ
ሰንፈላል ከይነብር በይነይ ከየዕነኒ
ሓይለይ ከይደኽመኒ
ሓደራኻ ኢየሱስ ንወትሩ ኣይትጋደፈኒ

