Mezmursሓደ ኢና ብመንፈሱ
Tigrigna
ሓደ ኢና ብመንፈሱ
ካቶሊካዊ ምንቅስቓስ ዉህበታዊ ተሓድሶ ኣሥመራዝተሓደሰ 74 መዛሙር
Available offline with library download
Lyrics
16px
VERSE 1
ሓደ'ና ብመንፍሱ ሓደ'ና ብጐይታ (2)
ብስሙ ዝኣመንና ክንነብር ኢና ምስ ጐይታ (2)
ሓደ'ና . . . ሓደ'ና ብመንፈሱ ሓደ'ና ብጐይታ
VERSE 2
ብፍቕርና ይፍለጡ ኣኅዋት ከምዝኾንና (2)
ኣሕዛብ ነዚ ይፍለጡ ናይ ክርስቶስ ምዃና (2)
ይፍለጡ . . . ኣሕዛብ ነዚ ይፍለጡ ናይ ክርስቶስ ምዃንና።
VERSE 3
ንቐጽል መገሻና ኢድ ንኢድ ተተሐሒዝና (2)
ብሕብረት መንፈስ ቅዱስ እናተመገብርና (2)
ኢድ ብኢድ . . . ንቐጽል መገሻና ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓደ ኢና ብመንፈሱ
Hade ena bmenfesu
VERSE 1
ሓደ'ና ብመንፍሱ ሓደ'ና ብጐይታ (2)
ብስሙ ዝኣመንና ክንነብር ኢና ምስ ጐይታ (2)
ሓደ'ና . . . ሓደ'ና ብመንፈሱ ሓደ'ና ብጐይታ
VERSE 2
ብፍቕርና ይፍለጡ ኣኅዋት ከምዝኾንና (2)
ኣሕዛብ ነዚ ይፍለጡ ናይ ክርስቶስ ምዃና (2)
ይፍለጡ . . . ኣሕዛብ ነዚ ይፍለጡ ናይ ክርስቶስ ምዃንና።
VERSE 3
ንቐጽል መገሻና ኢድ ንኢድ ተተሐሒዝና (2)
ብሕብረት መንፈስ ቅዱስ እናተመገብርና (2)
ኢድ ብኢድ . . . ንቐጽል መገሻና ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና።

