ጎይታ ዘልኣለም
Lyrics
ጎይታ ዘልኣለም ነዓ ናብ ማእከልና
ኣምላከ ሰላም ሰላምካ ሃበና
ኦ ህጻን ጥዑም ነዓ ናብ ማእከልና
ሃረርታ ነብያት ነዓ ናብ ማእከልና
ጎይታ ሃዋርያት ሰላምካ ሃበና
ጎይታ ዓለማት ነዓ ናብ ማእከልና
ከም ትንቢት ገብርኤል ነዓ ናብ ማእከልና
ህጻን ኣማኑኤል ሰላምካ ሃበና
ጓሳ ናይ እስራኤል ነዓ ናብ ማእከልና
ኦ ሰናይ ህጻን ነዓ ናብ ማእከልና
ናይ ልቢ ብርሃን ሰላምካ ሃበና
ናይ ዓለም መድሕን ነዓ ናብ ማእከልና
ኦ ስጉው ፈጣሪ ነዓ ናብ ማእከልና
ጎይታ ሰማይ ምድሪ ሰላምካ ሃበና
ኦ ህይወት ዓዳሊ ነዓ ናብ ማእከልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጎይታ ዘልኣለም
Goyta zelalem
VERSE 1
ጎይታ ዘልኣለም ነዓ ናብ ማእከልና
ኣምላከ ሰላም ሰላምካ ሃበና
ኦ ህጻን ጥዑም ነዓ ናብ ማእከልና
VERSE 2
ሃረርታ ነብያት ነዓ ናብ ማእከልና
ጎይታ ሃዋርያት ሰላምካ ሃበና
ጎይታ ዓለማት ነዓ ናብ ማእከልና
VERSE 3
ከም ትንቢት ገብርኤል ነዓ ናብ ማእከልና
ህጻን ኣማኑኤል ሰላምካ ሃበና
ጓሳ ናይ እስራኤል ነዓ ናብ ማእከልና
VERSE 4
ኦ ሰናይ ህጻን ነዓ ናብ ማእከልና
ናይ ልቢ ብርሃን ሰላምካ ሃበና
ናይ ዓለም መድሕን ነዓ ናብ ማእከልና
VERSE 5
ኦ ስጉው ፈጣሪ ነዓ ናብ ማእከልና
ጎይታ ሰማይ ምድሪ ሰላምካ ሃበና
ኦ ህይወት ዓዳሊ ነዓ ናብ ማእከልና