ጐይታ ከምቲ እትደልየኒ
Lyrics
ጐይታ ከምቲ ትደልየኒ ኮይነ ክርከብ
ከም ቅዱስ ፍቓድካ ክመላለስ
ንመንፈስካ ግዳ ስደደለይ
ንድኹም ሕልናይ ቀንጥጠለይ።
ብመንፈስካ ክትንስእ
ብሓይልኻ ክብርትዕ
ከም ፍቓድካ ክሰርሕ
ዝዓነወ ክሃንጽ
ኣፍስሰለይ ንመንፈስካ
ክተግሃሉ ንዕዮኻ።
ክርስትናይ ብሓቂ ክነብረሉ
ነቲ ክቡር ስመይ ክጥቀመሉ
ብትብዓት ክጐዪ ስለ ስምካ
ከውርዮ ክነግሮ ብስራትካ።
ብመንፈስካ ክትንስእ
ብሓይልኻ ክብርትዕ
ከም ፍቓድካ ክሰርሕ
ዝዓነወ ክሃንጽ
ኣፍስሰለይ ንመንፈስካ
ክተግሃሉ ንዕዮኻ።
ብፍቕሪ ክነብር ምስ ኣሕዋት ሓቢረ
ከማዕዱ ክጥምት መከራ ሰጊረ
ብዘይ ምሕላል'ውን ከገልግለካ
ኢድን እግርን ኣፍን ክኾነካ።
ብመንፈስካ ክትንስእ
ብሓይልኻ ክብርትዕ
ከም ፍቓድካ ክሰርሕ
ዝዓነወ ክሃንጽ
ኣፍስሰለይ ንመንፈስካ
ክተግሃሉ ንዕዮኻ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጐይታ ከምቲ እትደልየኒ
Goyta kemti etdelyeni
VERSE 4
ጐይታ ከምቲ ትደልየኒ ኮይነ ክርከብ
ከም ቅዱስ ፍቓድካ ክመላለስ
ንመንፈስካ ግዳ ስደደለይ
ንድኹም ሕልናይ ቀንጥጠለይ።
CHORUS
ብመንፈስካ ክትንስእ
ብሓይልኻ ክብርትዕ
ከም ፍቓድካ ክሰርሕ
ዝዓነወ ክሃንጽ
ኣፍስሰለይ ንመንፈስካ
ክተግሃሉ ንዕዮኻ።
VERSE 2
ክርስትናይ ብሓቂ ክነብረሉ
ነቲ ክቡር ስመይ ክጥቀመሉ
ብትብዓት ክጐዪ ስለ ስምካ
ከውርዮ ክነግሮ ብስራትካ።
CHORUS
ብመንፈስካ ክትንስእ
ብሓይልኻ ክብርትዕ
ከም ፍቓድካ ክሰርሕ
ዝዓነወ ክሃንጽ
ኣፍስሰለይ ንመንፈስካ
ክተግሃሉ ንዕዮኻ።
VERSE 3
ብፍቕሪ ክነብር ምስ ኣሕዋት ሓቢረ
ከማዕዱ ክጥምት መከራ ሰጊረ
ብዘይ ምሕላል'ውን ከገልግለካ
ኢድን እግርን ኣፍን ክኾነካ።
CHORUS
ብመንፈስካ ክትንስእ
ብሓይልኻ ክብርትዕ
ከም ፍቓድካ ክሰርሕ
ዝዓነወ ክሃንጽ
ኣፍስሰለይ ንመንፈስካ
ክተግሃሉ ንዕዮኻ።