ጎይታ ኢየሱስ
Lyrics
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
ፍቕሪ ስኒት ጠፊኡ ኣብ መንጎና
ክፍኣት ተንኮል ወሪስዎ ልብና
ታቦት ሰይጣን ኮይኑ ኣካላትና
ረሲዕናዮ እቲ ኣብ መስቀል ምውዓልካ
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
ብኣፍ ጥራይ ኮይኑ ክርስትና
ብዘይ ግብሪ ትህኪት ወሪሱና
ሕጂ ከይከውን ምጽኣት ናይ ጎይታና
ከይተዳለና ሓላፍ ዘላፍ ኮንና
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
ንዑ ኣሕዋት ንመለስ ናብ ጎይታና
ጽድቅን ቅንዕናን ሓቂ እናገበርና
ሕያዋይ እዩ እቲ ፈቃር ኣምላኽና
ክበር ተመስገን ኣሜን ሃሌ ሉያ
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
ኦ ኣምላኽ ጽኑዕ ልቢ ፍጠረለይ
ጽኑዕ መንፈስካ ኣብ ዉሽጠይ ሓድስ
ካብ ገጽካ ኣይትደርብየኒ
ቅዱስ መንፈስካ'ዉን ኣይትግደፈኒ
ሓጎስ ምድሓንካ መልሰለይ
ብፍቃደ መንፈስካ'ዉን ደግፈኒ ኣሜን!
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጎይታ ኢየሱስ
Goyta Eyesus
CHORUS
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
VERSE 1
ፍቕሪ ስኒት ጠፊኡ ኣብ መንጎና
ክፍኣት ተንኮል ወሪስዎ ልብና
ታቦት ሰይጣን ኮይኑ ኣካላትና
ረሲዕናዮ እቲ ኣብ መስቀል ምውዓልካ
CHORUS
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
VERSE 2
ብኣፍ ጥራይ ኮይኑ ክርስትና
ብዘይ ግብሪ ትህኪት ወሪሱና
ሕጂ ከይከውን ምጽኣት ናይ ጎይታና
ከይተዳለና ሓላፍ ዘላፍ ኮንና
CHORUS
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
VERSE 3
ንዑ ኣሕዋት ንመለስ ናብ ጎይታና
ጽድቅን ቅንዕናን ሓቂ እናገበርና
ሕያዋይ እዩ እቲ ፈቃር ኣምላኽና
ክበር ተመስገን ኣሜን ሃሌ ሉያ
CHORUS
ጎይታ ኢየሱስ ብግዜ ፈተና ኣይትፈለየና
መንፈሳውነትና ክሕማቅ'ዩ ዘሎ ኣረጊት ቤት ዑና
OUTRO
ኦ ኣምላኽ ጽኑዕ ልቢ ፍጠረለይ
ጽኑዕ መንፈስካ ኣብ ዉሽጠይ ሓድስ
ካብ ገጽካ ኣይትደርብየኒ
ቅዱስ መንፈስካ'ዉን ኣይትግደፈኒ
ሓጎስ ምድሓንካ መልሰለይ
ብፍቃደ መንፈስካ'ዉን ደግፈኒ ኣሜን!

