ገጽካ ንዓይ
Lyrics
መታን ከይሽገር ብዝኸበበ ኣብ ዙርያይ
መታን ከይናወጽ ብዝመጸኒ ኣብ ሕይወተይ
ኣብ በሪኽ ደይበ የማዕዱ ንዓኻ
ኣዝየ ተሃዊኸ ክርኢ ንገጽካ
ሓጥያተይ ኣይትርአ ምለሶ ልብኻ
ሰላመይ ክምለስ ኣፍስሶ ምሕረትካ
ገጽካ ንዓይ ዩ ከም ምብራቕ ጸሓይ
ተተኸወልኩ ይጽልምተኒ ምድረ ሰማይ
ተተሓባእኩ እጠፍኣኒ ሃመይ ቀልበይ
ተረሓቅኩ ቅሳነት ይስእን ልበይ
ብዘይካኻ ጥዑም ካልእ ኣይፈልጥን
ብዘይካ ንስምካ ካልእ ኣይጽውዕን
ብዘይካ ንዓኻ ካልእ ኣይኣምንን
ብዘይካ ክብርኻ ካልእ ኣይሰግድን
ክጨንቀኒ ከሎ ቅረበኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
ክጨንቐኒ ከሎ ደግፈኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
ንዓ ምጻእ ኣይትርሓቐኒ
ብዘይካኻስ መን እሞ ኣሎኒ(2)
ሕጻን እንከለኹ ሕይወተይ ሓሊኻ
ሕጂ'ውን ተኾነ ምሳይ ኢኻ ዘሎኻ
ዝቕጽል ሕይወተይ ንዓኻ ይገድፎ
ነቲ ኩሉ ጉዑዞይ ባዕልኻ ሕለፎ
ገጽካ ንዓይ ዩ ከም ምብራቕ ጸሓይ
ተተኸወልኩ ይጽልምተኒ ምድረ ሰማይ
ተተሓባእኩ እጠፍኣኒ ሃመይ ቀልበይ
ተረሓቅኩ ቅሳነት ይስእን ልበይ
ክጨንቀኒ ከሎ ቅረበኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
ክጨንቐኒ ከሎ ደግፈኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
ንዓ ምጻእ ኣይትርሓቐኒ
ብዘይካኻስ መን እሞ ኣሎኒ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ገጽካ ንዓይ
Ghexka niay
INTRO
መታን ከይሽገር ብዝኸበበ ኣብ ዙርያይ
መታን ከይናወጽ ብዝመጸኒ ኣብ ሕይወተይ
VERSE 2
ኣብ በሪኽ ደይበ የማዕዱ ንዓኻ
ኣዝየ ተሃዊኸ ክርኢ ንገጽካ
ሓጥያተይ ኣይትርአ ምለሶ ልብኻ
ሰላመይ ክምለስ ኣፍስሶ ምሕረትካ
CHORUS
ገጽካ ንዓይ ዩ ከም ምብራቕ ጸሓይ
ተተኸወልኩ ይጽልምተኒ ምድረ ሰማይ
ተተሓባእኩ እጠፍኣኒ ሃመይ ቀልበይ
ተረሓቅኩ ቅሳነት ይስእን ልበይ
VERSE 3
ብዘይካኻ ጥዑም ካልእ ኣይፈልጥን
ብዘይካ ንስምካ ካልእ ኣይጽውዕን
ብዘይካ ንዓኻ ካልእ ኣይኣምንን
ብዘይካ ክብርኻ ካልእ ኣይሰግድን
CHORUS
ክጨንቀኒ ከሎ ቅረበኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
ክጨንቐኒ ከሎ ደግፈኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
CHORUS
ንዓ ምጻእ ኣይትርሓቐኒ
ብዘይካኻስ መን እሞ ኣሎኒ(2)
VERSE 4
ሕጻን እንከለኹ ሕይወተይ ሓሊኻ
ሕጂ'ውን ተኾነ ምሳይ ኢኻ ዘሎኻ
ዝቕጽል ሕይወተይ ንዓኻ ይገድፎ
ነቲ ኩሉ ጉዑዞይ ባዕልኻ ሕለፎ
CHORUS
ገጽካ ንዓይ ዩ ከም ምብራቕ ጸሓይ
ተተኸወልኩ ይጽልምተኒ ምድረ ሰማይ
ተተሓባእኩ እጠፍኣኒ ሃመይ ቀልበይ
ተረሓቅኩ ቅሳነት ይስእን ልበይ
CHORUS
ክጨንቀኒ ከሎ ቅረበኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
ክጨንቐኒ ከሎ ደግፈኒ ኢየሱሰይ
ክጽልምተኒ ከሎ ኣብርሃለይ ኣምላኸይ
CHORUS
ንዓ ምጻእ ኣይትርሓቐኒ
ብዘይካኻስ መን እሞ ኣሎኒ(2)