ጋሳ ኣሎኒ
Lyrics
ይኽፋእ ይጸብቕ ይጥዓም ይሕሰም
ኣብ ዘለኽዎ ናይ ሕይወት ቃሕ ሰም
ኣሎኒ ኣነስ ተስፋ ዝህበኒ
ክሓዝብ ክትክዝ ዘጸናንዓኒ -
ጸግዒ ዝኾነኒ
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ
ስኢነ ክረክብ ጸሚኤ ክረዊ
ንቁስለይ ዝፍውስ መንፈሰይ ዘርዊ
ጋሳ ኣሎኒ ኣነስ ጽቡቀይ ዝደሊ
ቃል ከየውጻእኩ ንውሽጠይ ዘለሊ -
በሰረይ ዝኣሊ
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ
ቃሉ ልዕሊ ቃላት ክቡር ልዕሊ ክቡር
ዘመን ዘይልውጦ መዋእል ዝነብር
ብኣጋ ዝንበ ዝበሎ ዝኸውን
ብእኡ'የ ዝምኻሕ ንዕኡ'የ ዝኣምን -
ኣነ ናቱ ዋኒን
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ
ዓይነይ ዘይኮነስ ልበይ ዝርእዮ
እዝነይ ዘይኮነስ ልበይ'ዩ ዝሰምዖ
ግዜ ዘይፈልየለይ ብለይቲ ብቐትሪ
ኩሉ ሳዕ ዝረኽቦ ዝህበኒ ምኽሪ -
ዘይብሉ ዘብሪ
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጋሳ ኣሎኒ
Gasa aloni
VERSE 1
ይኽፋእ ይጸብቕ ይጥዓም ይሕሰም
ኣብ ዘለኽዎ ናይ ሕይወት ቃሕ ሰም
ኣሎኒ ኣነስ ተስፋ ዝህበኒ
ክሓዝብ ክትክዝ ዘጸናንዓኒ -
ጸግዒ ዝኾነኒ
CHORUS
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ
VERSE 2
ስኢነ ክረክብ ጸሚኤ ክረዊ
ንቁስለይ ዝፍውስ መንፈሰይ ዘርዊ
ጋሳ ኣሎኒ ኣነስ ጽቡቀይ ዝደሊ
ቃል ከየውጻእኩ ንውሽጠይ ዘለሊ -
በሰረይ ዝኣሊ
CHORUS
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ
VERSE 3
ቃሉ ልዕሊ ቃላት ክቡር ልዕሊ ክቡር
ዘመን ዘይልውጦ መዋእል ዝነብር
ብኣጋ ዝንበ ዝበሎ ዝኸውን
ብእኡ'የ ዝምኻሕ ንዕኡ'የ ዝኣምን -
ኣነ ናቱ ዋኒን
CHORUS
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ
VERSE 4
ዓይነይ ዘይኮነስ ልበይ ዝርእዮ
እዝነይ ዘይኮነስ ልበይ'ዩ ዝሰምዖ
ግዜ ዘይፈልየለይ ብለይቲ ብቐትሪ
ኩሉ ሳዕ ዝረኽቦ ዝህበኒ ምኽሪ -
ዘይብሉ ዘብሪ
CHORUS
ቤተይ ቤቱ ፡ ልበይ ልቡ
ዘይቀብጸኒ ፡ ዘይቀብጸኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ፡ኢየሱስ ኣሎኒ
ዘይደክም ፡ ዘይደክም
ዘይሕለል ፡ ዘይሕለል
ጋሳ ኣሎኒ ፡ ጋሳ ኣሎኒ