ፍቕርኻ በይኑ ኢዩ
Lyrics
ንብዓተይ ደሪዝካ ሰላም ኣዕዚዝካለይ
ብዕልልታ ክዘልል ኩሉ ጌርካለይ
ብሰናይ ክዝምር ኩሉ መሊእካለይ
እንታይ ክገብረልካ ኣንታ ፍትወይ(2)
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
ኣምላኸይ`የ ኢለ ምስ ጸዋዕኩኻ
ካብ ጸቢብ ኣውጺኻ ናብቲ ገፊሕ ቦታ
እንታይ'ሞ ክብል መዘና ዘይብልካ
ብምንታይ ክጅምር እንታይ ክገብረልካ።
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
ከም መዓር ጥዑም'ዩ እቲ ቃላትካ
ልዉህነት ዝመልኦ እቲ ትእዛዛትካ
ወንጌልካ ክዝርግህ ኣክእለኒ ኢካ
ኣብ ዝኣዘዝካኒ ኣብ ዝኮነ ቦታ።
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
ብምንታይ ክገልጽኦ እቲ ፍቅርካ
ብመዝሙር ክዝምር ክውድሰካ
ደቅኻ ክእከብ ሃበኒ ሓይልካ
ፍቅርካ እንተ አዕበኹ መኣስ በዚሑካ።
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
ከም መዓር ጥዑም'ዩ እቲ ቃላትካ
ልዉህነት ዝመልኦ እቲ ትእዛዛትካ
ወንጌልካ ክዝርግህ ኣክእለኒ ኢካ
ኣብ ዝኣዘዝካኒ ኣብ ዝኮነ ቦታ።
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
ብምንታይ ክገልጽኦ እቲ ፍቅርካ
ብመዝሙር ክዝምር ክውድሰካ
ደቅኻ ክእከብ ሃበኒ ሓይልካ
ፍቅርካ እንተ አዕበኹ መኣስ በዚሑካ።
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቕርኻ በይኑ ኢዩ
Fqrkas beynu eyu
VERSE 1
ንብዓተይ ደሪዝካ ሰላም ኣዕዚዝካለይ
ብዕልልታ ክዘልል ኩሉ ጌርካለይ
ብሰናይ ክዝምር ኩሉ መሊእካለይ
እንታይ ክገብረልካ ኣንታ ፍትወይ(2)
CHORUS
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
VERSE 2
ኣምላኸይ`የ ኢለ ምስ ጸዋዕኩኻ
ካብ ጸቢብ ኣውጺኻ ናብቲ ገፊሕ ቦታ
እንታይ'ሞ ክብል መዘና ዘይብልካ
ብምንታይ ክጅምር እንታይ ክገብረልካ።
CHORUS
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
CHORUS
ከም መዓር ጥዑም'ዩ እቲ ቃላትካ
ልዉህነት ዝመልኦ እቲ ትእዛዛትካ
ወንጌልካ ክዝርግህ ኣክእለኒ ኢካ
ኣብ ዝኣዘዝካኒ ኣብ ዝኮነ ቦታ።
CHORUS
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
CHORUS
ብምንታይ ክገልጽኦ እቲ ፍቅርካ
ብመዝሙር ክዝምር ክውድሰካ
ደቅኻ ክእከብ ሃበኒ ሓይልካ
ፍቅርካ እንተ አዕበኹ መኣስ በዚሑካ።
CHORUS
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
CHORUS
ከም መዓር ጥዑም'ዩ እቲ ቃላትካ
ልዉህነት ዝመልኦ እቲ ትእዛዛትካ
ወንጌልካ ክዝርግህ ኣክእለኒ ኢካ
ኣብ ዝኣዘዝካኒ ኣብ ዝኮነ ቦታ።
CHORUS
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።
CHORUS
ብምንታይ ክገልጽኦ እቲ ፍቅርካ
ብመዝሙር ክዝምር ክውድሰካ
ደቅኻ ክእከብ ሃበኒ ሓይልካ
ፍቅርካ እንተ አዕበኹ መኣስ በዚሑካ።
CHORUS
ኣምላኸይ (3)
ክገልጸልካ ኩሉ ፍቕረይ።