ፍቅሪ ገዲዱካ
Lyrics
ኣህዛብ ኣይፈለጡን ብሰሪ ዕሽነቶም
ምእንትኦም ኢልካ ኣብ መስቀል ከም ዝወዓልካ
እቲ ኹሉ ስቅያት ምእንቲ ዕዳ ሓጥያት
ተቀበልካዮ ርሕሩሕ ኣንታ ለዋህ ጎይታ
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ከኣሊ ኩሉ ኢኻ
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ፈጣር ዓለም ኢኻ /2/
ቐይሕ ባርኖስ ከዲኖም ንጉሥ ክብሉኻ
ብዘንጊ ክወቅዑኻ ርእስኻ
መሪር ሓሞት መጺጽ እንከስትዩ`ኻ
ንወሃቢ ዝናብ ማይ ክኸልኡኻ
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ከኣሊ ኩሉ ኢኻ
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ፈጣር ዓለም ኢኻ /2/
ኣህዛብ ከላግጹልካ እስከ ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካ
ካብቲ መስቀል ውረድ እሞ ሽዑ ክንርእየካ ሽዑ ክንኣምነካ /2/
ግና’ኸ ኣይፈለጡን ብሰሪ ኃጢኣቶም
ከም ተሳቐኻ ከም ተዋረድካ
ከም ተሳቐኻ ጎይታይ
ሰኣን ምፍላጦም`ዩ እምበር ጎይታይ
ንስኻ`ስ ናይ በሓቒ መድሕን ኢኻ
ንስኻ`ስ ናይ በሓቒ ንጉስ ኢኻ
ንሕና`ውን ሎሚ ልብና ኣንጺሕና
ምሳኻ ክንትንሥእ ካብ ኃጢኣት ተሓጺብና/3/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቅሪ ገዲዱካ
Fqri Gediduka
VERSE 1
ኣህዛብ ኣይፈለጡን ብሰሪ ዕሽነቶም
ምእንትኦም ኢልካ ኣብ መስቀል ከም ዝወዓልካ
እቲ ኹሉ ስቅያት ምእንቲ ዕዳ ሓጥያት
ተቀበልካዮ ርሕሩሕ ኣንታ ለዋህ ጎይታ
VERSE 2
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ከኣሊ ኩሉ ኢኻ
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ፈጣር ዓለም ኢኻ /2/
VERSE 3
ቐይሕ ባርኖስ ከዲኖም ንጉሥ ክብሉኻ
ብዘንጊ ክወቅዑኻ ርእስኻ
መሪር ሓሞት መጺጽ እንከስትዩ`ኻ
ንወሃቢ ዝናብ ማይ ክኸልኡኻ
VERSE 4
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ከኣሊ ኩሉ ኢኻ
ፍቅሪ ገዲዱካ እምበር ፈጣር ዓለም ኢኻ /2/
Verse
ኣህዛብ ከላግጹልካ እስከ ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካ
ካብቲ መስቀል ውረድ እሞ ሽዑ ክንርእየካ ሽዑ ክንኣምነካ /2/
ግና’ኸ ኣይፈለጡን ብሰሪ ኃጢኣቶም
ከም ተሳቐኻ ከም ተዋረድካ
ከም ተሳቐኻ ጎይታይ
ሰኣን ምፍላጦም`ዩ እምበር ጎይታይ
ንስኻ`ስ ናይ በሓቒ መድሕን ኢኻ
ንስኻ`ስ ናይ በሓቒ ንጉስ ኢኻ
ንሕና`ውን ሎሚ ልብና ኣንጺሕና
ምሳኻ ክንትንሥእ ካብ ኃጢኣት ተሓጺብና/3/