ፍቕሪ ኣምላኽ
Lyrics
ፍቕሪ ኣምላኽ ክጥዕም ክምቅር
ንሃብታም ድኻ ስኡን ዘይብል
ንኹሉ ብርሃን ንምዕዳል ኢዩ
ሞይቱልናስ ካብ ሞት ውን ተንሲኡ(2)
ኣምላኽና’ስ ሕያው’ዩ መስተንክር ፡ እንሆ ተንሲኡ ተንሲኡ
ተንሲኡ ብግርማ መሊኡ ፡ ዕዳና መሊሱ መሊሱ
መሊሱ ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ዕዳና ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ኣቤት ረድኤቱ ክምቅር
ከም ሽላ ካብ ኢድ ሰይጣን ዝምንጥል
ብደሙ ርስሓትና ሓጺቡ
እንሆ ካብ ሞት'ውን ተንሲኡ(2)
ኣምላኽና’ስ ሕያው’ዩ መስተንክር ፡ እንሆ ተንሲኡ ተንሲኡ
ተንሲኡ ብግርማ መሊኡ ፡ ዕዳና መሊሱ መሊሱ
መሊሱ ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ዕዳና ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ምሕረት ኣምላኽ ክጥዕም ክምቅር
ንሞቑሕ ማእሰርቲ ዝሰባብር
ንዕርዲ ጸላኢ ደማሲሱ
እንሆ ካብ ሞት'ውን ተንሲኡ(2)
ኣምላኽና’ስ ሕያው’ዩ መስተንክር ፡ እንሆ ተንሲኡ ተንሲኡ
ተንሲኡ ብግርማ መሊኡ ፡ ዕዳና መሊሱ መሊሱ
መሊሱ ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ዕዳና ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቕሪ ኣምላኽ
Fqri Amlak
VERSE 1
ፍቕሪ ኣምላኽ ክጥዕም ክምቅር
ንሃብታም ድኻ ስኡን ዘይብል
ንኹሉ ብርሃን ንምዕዳል ኢዩ
ሞይቱልናስ ካብ ሞት ውን ተንሲኡ(2)
CHORUS
ኣምላኽና’ስ ሕያው’ዩ መስተንክር ፡ እንሆ ተንሲኡ ተንሲኡ
ተንሲኡ ብግርማ መሊኡ ፡ ዕዳና መሊሱ መሊሱ
መሊሱ ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ዕዳና ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
VERSE 2
ኣቤት ረድኤቱ ክምቅር
ከም ሽላ ካብ ኢድ ሰይጣን ዝምንጥል
ብደሙ ርስሓትና ሓጺቡ
እንሆ ካብ ሞት'ውን ተንሲኡ(2)
CHORUS
ኣምላኽና’ስ ሕያው’ዩ መስተንክር ፡ እንሆ ተንሲኡ ተንሲኡ
ተንሲኡ ብግርማ መሊኡ ፡ ዕዳና መሊሱ መሊሱ
መሊሱ ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ዕዳና ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
VERSE 3
ምሕረት ኣምላኽ ክጥዕም ክምቅር
ንሞቑሕ ማእሰርቲ ዝሰባብር
ንዕርዲ ጸላኢ ደማሲሱ
እንሆ ካብ ሞት'ውን ተንሲኡ(2)
CHORUS
ኣምላኽና’ስ ሕያው’ዩ መስተንክር ፡ እንሆ ተንሲኡ ተንሲኡ
ተንሲኡ ብግርማ መሊኡ ፡ ዕዳና መሊሱ መሊሱ
መሊሱ ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ
ዕዳና ገመድና በንጢሱ ፡ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ