ፍቕርኻ
Lyrics
ካብ ዕለት ናብ ዕለት ከም ንስሪ እሕደስ
ብተስፋ ብሓጎስ መሊአ እምለስ
ናይ መንገደይ ብርሃን ናይ ሓጢኣተይ ምሕረት
ረኺበ ካባኻ ኢየሱስ ተመስገን ተመስገን
ኣብ ቤትካ መጺኤ ፍጹም ኣይከሰርኩን
ካብ ሰበይ ንድሕሪት ጭራሽ ኣይተረፍኩን
ኣምሳይኡስ በረኸት ደኣ ረኺበ
ብዘይበርስ ሰላም ልበይ ዓጊበ
ፍቕርኻ ብህይወት የምብረኒ
ምሕረትካ ኣብ`ዚ (3) ደው የብለኒ
ኣነስ ኣበይ ኣበይ ምሃለኹ
ብጸጋኻ ምሳይ እንተዘይትህሉ
ምሳይ እንተዘይትህሉ ኣበይ ምሃለኹ (2)
ንተግባርካ ርእየ ኣድኒቐዮ
ብቛንቋይ ምግላጹ ስኢነዮ
ንዓኻ ምፍላጠይ ባህ የብለኒ
ስለ ኩሉ ነገር መዝሙር`ዩ ዘሎኒ
ፍቕርኻ ብህይወት የምብረኒ
ምሕረትካ ኣብ`ዚ (3) ደው የብለኒ
ኣነስ ኣበይ ኣበይ ምሃለኹ
ብጸጋኻ ምሳይ እንተዘይትህሉ
ምሳይ እንተዘይትህሉ ኣበይ ምሃለኹ (2)
ፍቕርኻ ብህይወት የምብረኒ
ምሕረትካ ኣብ`ዚ (3) ደው የብለኒ
ኣነስ ኣበይ ኣበይ ምሃለኹ
ብጸጋኻ ምሳይ እንተዘይትህሉ
ምሳይ እንተዘይትህሉ ኣበይ ምሃለኹ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍቕርኻ
Fkirika
VERSE 1
ካብ ዕለት ናብ ዕለት ከም ንስሪ እሕደስ
ብተስፋ ብሓጎስ መሊአ እምለስ
ናይ መንገደይ ብርሃን ናይ ሓጢኣተይ ምሕረት
ረኺበ ካባኻ ኢየሱስ ተመስገን ተመስገን
VERSE 2
ኣብ ቤትካ መጺኤ ፍጹም ኣይከሰርኩን
ካብ ሰበይ ንድሕሪት ጭራሽ ኣይተረፍኩን
ኣምሳይኡስ በረኸት ደኣ ረኺበ
ብዘይበርስ ሰላም ልበይ ዓጊበ
CHORUS
ፍቕርኻ ብህይወት የምብረኒ
ምሕረትካ ኣብ`ዚ (3) ደው የብለኒ
ኣነስ ኣበይ ኣበይ ምሃለኹ
ብጸጋኻ ምሳይ እንተዘይትህሉ
ምሳይ እንተዘይትህሉ ኣበይ ምሃለኹ (2)
VERSE 3
ንተግባርካ ርእየ ኣድኒቐዮ
ብቛንቋይ ምግላጹ ስኢነዮ
ንዓኻ ምፍላጠይ ባህ የብለኒ
ስለ ኩሉ ነገር መዝሙር`ዩ ዘሎኒ
CHORUS
ፍቕርኻ ብህይወት የምብረኒ
ምሕረትካ ኣብ`ዚ (3) ደው የብለኒ
ኣነስ ኣበይ ኣበይ ምሃለኹ
ብጸጋኻ ምሳይ እንተዘይትህሉ
ምሳይ እንተዘይትህሉ ኣበይ ምሃለኹ (2)
CHORUS
ፍቕርኻ ብህይወት የምብረኒ
ምሕረትካ ኣብ`ዚ (3) ደው የብለኒ
ኣነስ ኣበይ ኣበይ ምሃለኹ
ብጸጋኻ ምሳይ እንተዘይትህሉ
ምሳይ እንተዘይትህሉ ኣበይ ምሃለኹ (2)