ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
Lyrics
ማዕበል ናይ ድያብሎስ እንክለዓለኒ
ንልበይ ኣሸቢሩ ከናውጸኒ
ኢየሱስ ግና ገሰጾ ብቓሉ
ሰይጣን'ውን ረዓደ ጸበቦ ዓቕሉ
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/
ኣጽዋር ናይ ጸላኢ ተዳልዩ
መስድዒ ቃላት ተሰናድዩ
ፈተነ'ወ ቲ ክፉእ ስገደለይ ኢሉ
ሰዓርኵኦ ግና ብጎይታ ብኃይሉ
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/
ነቶም ንነፍሰይ ዝደልይዋ
ንኣምላኽ ክትከድዕ ዝፈታተንዋ
መርገም እግዚኣብሄር ካብ ሰማይ ወረዶም
ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንኩሎም ኣጽነቶም
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/
ሰይጣን ከም ኣንበሳ ብዘለዎ ጓዘመ
ከጥፈኣኒ ኢሉ'ውን ኃይሉ ኣትረረ
ኢየሱሰይ ግና ወቕዖ ብበትሩ
ጸላእስ ተሪፉ ኣብ ሓመድ ኣንገርጊሩ
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
Fitsum zeyblu tewedadari
VERSE 1
ማዕበል ናይ ድያብሎስ እንክለዓለኒ
ንልበይ ኣሸቢሩ ከናውጸኒ
ኢየሱስ ግና ገሰጾ ብቓሉ
ሰይጣን'ውን ረዓደ ጸበቦ ዓቕሉ
CHORUS
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/
VERSE 2
ኣጽዋር ናይ ጸላኢ ተዳልዩ
መስድዒ ቃላት ተሰናድዩ
ፈተነ'ወ ቲ ክፉእ ስገደለይ ኢሉ
ሰዓርኵኦ ግና ብጎይታ ብኃይሉ
CHORUS
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/
VERSE 3
ነቶም ንነፍሰይ ዝደልይዋ
ንኣምላኽ ክትከድዕ ዝፈታተንዋ
መርገም እግዚኣብሄር ካብ ሰማይ ወረዶም
ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንኩሎም ኣጽነቶም
CHORUS
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/
VERSE 4
ሰይጣን ከም ኣንበሳ ብዘለዎ ጓዘመ
ከጥፈኣኒ ኢሉ'ውን ኃይሉ ኣትረረ
ኢየሱሰይ ግና ወቕዖ ብበትሩ
ጸላእስ ተሪፉ ኣብ ሓመድ ኣንገርጊሩ
CHORUS
ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ
ኣብ ቀላይ ኣብ ባሕሪ /2/
ፍጹም ዘይብሉ ተወዳዳሪ
ምስጋና ይኹኖ ንልዑል ፈጣሪ /2/