ኢዮቤል
Lyrics
ዓመተ ዕርቂ ልባዊ ጣዕሳ
ናይ ሓጥያት ስርየት ዓመት ሓርነት
ናይ ሓጥያት ስርየት ዓመት ሓርነት።
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ዓመት ሓርነት ግዚኡ ጣዕሳ
ዓመት ርትዒ ኢዩ ዘመኑ ጸብጻብ
ዓመት ርትዒ ኢዩ ዘመኑ ጸብጻብ።
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ምሉእ ፍትሓት ዓመተ በረኸት ፍቕሪ
ጸጋ ድሕነት ሕይወት ዓመተ ምልኣት
ጸጋ ድሕነት ሕይወት ዓመተ ምልኣት።
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ምስ ጎረቤትና ሰላም ንነብረሉ
ዝወፈረ መንእሰይ ቤቱ ዝኣትወሉ
ዝወፈረ መንእሰይ ቤቱ ዝኣትወሉ።
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ኩለን ኣዴታት ዕልል ዝብላሉ
ኣቦታት ሃገር ዝድብሉሉ
ግዜ ሰናይ ትምኒት ዘመን ይግበረልና።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢዮቤል
Eyobiel
VERSE 1
ዓመተ ዕርቂ ልባዊ ጣዕሳ
ናይ ሓጥያት ስርየት ዓመት ሓርነት
ናይ ሓጥያት ስርየት ዓመት ሓርነት።
CHORUS
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
VERSE 2
ዓመት ሓርነት ግዚኡ ጣዕሳ
ዓመት ርትዒ ኢዩ ዘመኑ ጸብጻብ
ዓመት ርትዒ ኢዩ ዘመኑ ጸብጻብ።
CHORUS
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
VERSE 3
ምሉእ ፍትሓት ዓመተ በረኸት ፍቕሪ
ጸጋ ድሕነት ሕይወት ዓመተ ምልኣት
ጸጋ ድሕነት ሕይወት ዓመተ ምልኣት።
CHORUS
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
VERSE 4
ምስ ጎረቤትና ሰላም ንነብረሉ
ዝወፈረ መንእሰይ ቤቱ ዝኣትወሉ
ዝወፈረ መንእሰይ ቤቱ ዝኣትወሉ።
CHORUS
ንሰላም ንነብረሉ፡ ኢዮቤል
በረኸት ዝውሕዘሉ፡ ኢዮቤል
ሞሳ ንመልሰሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
ንኣብ ነምልኸሉ፡ ኢዮቤል
ንወልድ ንሰግደሉ፡ ኢዮቤል
መንፈስ ንመልኣሉ፡ ኢዮቤል፡ ኢዮቤል።
VERSE 5
ኩለን ኣዴታት ዕልል ዝብላሉ
ኣቦታት ሃገር ዝድብሉሉ
ግዜ ሰናይ ትምኒት ዘመን ይግበረልና።

