ኢየሱሰይ ምርሓኒ
Lyrics
ብማዕበል ፈተና ብስምካ ክኃልፍ፡
ጸጋኻ ኣልብሰኒ ንድኅሪት ከይተርፍ።
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።
ዓለም ብድኻመይ ሓጐስ ክይስመዓ፡
ሕይወተይ ሓድሶ ኢየሱስይ ንዓ።
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።
መገደይ ነዊሑ ብርቱዕ ከይመስለኒ፡
መንፈስካ ኣብዝኃለይ ጸጋኻ ሃበኒ።
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።
ዓለም ምስ ትምኒታ ኵሉ ክተርፍ'ዩ፡
ኢየሱሰይ ኣንስ ተስፋይ ካባኻ'ዩ።
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱሰይ ምርሓኒ
Eyesusey mrhani
VERSE 1
ብማዕበል ፈተና ብስምካ ክኃልፍ፡
ጸጋኻ ኣልብሰኒ ንድኅሪት ከይተርፍ።
CHORUS
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።
VERSE 2
ዓለም ብድኻመይ ሓጐስ ክይስመዓ፡
ሕይወተይ ሓድሶ ኢየሱስይ ንዓ።
CHORUS
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።
VERSE 3
መገደይ ነዊሑ ብርቱዕ ከይመስለኒ፡
መንፈስካ ኣብዝኃለይ ጸጋኻ ሃበኒ።
CHORUS
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።
VERSE 4
ዓለም ምስ ትምኒታ ኵሉ ክተርፍ'ዩ፡
ኢየሱሰይ ኣንስ ተስፋይ ካባኻ'ዩ።
CHORUS
ኢየሱሰይ ምርሓኒ ኢየሱሰይ ምርሓኒ
ናብታ ሃገር ጽዮን መሪሕካ ኣእትወኒ።

